Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማታት ዝረአ ሰፊሕ ስእነት ዕድል ስራሕ ንምፍታሕ ዝሕግዝ ስትራቴጂያዊ ትልሚ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማታት ዝረአ ሰፊሕ ስእነት ዕድል ስራሕ ንምፍታሕ ዝሕግዝ ስትራቴጂያዊ ትልሚ ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣፍሊጡ። ኣብ ዝቕፅሉ ዓሰርተ ዓማውቲ ክትግበር ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበረሉ ኣካል መሪሕ ትልሚ ልምዓት ከተማ…

ጅግና ሲ ኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሙቕ ኣቀባብላ ክግበረላ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ጅግና ሲ ኤን ኤን ዓመተ 2019 ዝኾነት ፍረወይኒ መብራህቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሙቕ ኣቀባብላ ክግበረላ ኢዩ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ፥ ምትእኽኻብ ኣቕሑት መናፅሂ ደቂ ኣነስትዮ አውን ከምዝሳለጥ ተሓቢሩ። ኣብ ከተማ ኣዲስ…

ማእኸል ምርምር ቴክኖሎጂ እስራኤል ብምጥያሽ ስግግር ፍልጠት ቴክኖሎጂ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸል ምርምር ቴክኖሎጂ እስራኤል ብምጥያሽ ስግግር ፍልጠት ቴክኖሎጂ ንምግባር እናተሰርሕ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እስራኤል ዑደት ስራሕ ኣብ ዘካየዱሉ እዋን፥ እታ ሃገር ቃል ኣብ…

ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብልፅግና ፓርቲ ሰርተፍኬት ኣፍልጦ ንክወሃቦ ውሳነ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብልፅግና ፓርቲ ሰርተፍኬት ኣፍልጦ ንክወሃቦ ውሳነ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።   ኣሓት ውድባት ኢህወዴግ ዝነበሩ ሰለስተ ውድባትን ካልኦት ሓሙሽተ ፓርቲታትን ብሓባር ብምዃን ብልፅግና ፓርቲ ከምዘጣየሹ ብምግላፅ ሰርተፍኬት…

ኣብ ኣተገባብራ ግልፅነትን ተሓታታይነትን ፋይናንስ ዝዝቲ ጉባኤ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ኣብ ኣተገባብራ ግልፅነትን ተሓታታይነትን ፋይናንስ ዝዝቲ ጉባኤ ኣብ ከተማ ኣዳማ ተሳሊጡ። እቲ ጉባኤ ኣብ ከለላ ሮግራም መሰረታዊ ግልጋሎታት እናተሳለጡ ዝነበሩ ስራሕቲ ኣድሂቡ ብዕምቆት ዝገምገመ…

ርክብ ህዝቢታት ክልል ትግራይን ኣምሓራን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል መድረኽ ዘተ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልል ትግራይን ኣምሓራን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል መድረኽ ዘተ ከምዝሳለጥ ሚኒስቴር ሰላመ ኣፍሊጡ። ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ክልቲአን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ዓበይቲ ዓዲ ክሳተፉ ኢዮም ተባሂሉ።…

ዶክተር ኣሚር ኣማን ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ወረዳታትን ክልል ሶማሌ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ኣሚር ኣማን ምስ ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና ክልል ሶማሌ ብምዃን ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ወረዳታትን እቲ ክልል ዑደት ስራሕ ኣካይዶም። እቲ ዑደት፥ ኣብ ዞባታት ጎዴን ሸበሌን ከምኡ እውን ኣብ ወረዳ ቀላፎን ኢዩ ተካይዱ። ኣብ…

ጅግና ሲኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ መቐለ እንትትኣቱ ድሙቕ ኣቀባብላ ክግበረላ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግና ሲኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ ፅባሕ ሓሙስ 16 ታሕሳስ 2012 ዓ/ም ድሕሪ ቐትሪ መቐለ ክትኣቱ እያ። ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ ጥምረት ደቂ ኣንስትዮ ብምዃን ንፍረወይኒ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ናይ ጅግና ኣቀባብላ…

ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ፋሲል ንምፅጋን ፕጀክት መፅናዕቲ ብር 400 ሚሊየን ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፃታት ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ፋሲል ንምፅጋን ዘኽእል ፕጀክት መፅናዕቲ ብር 400 ሚሊየን ምዝዛሙ ዓለም ለኸ ምምሕዳር ሓድጊታት ጎንደር ኣፍሊጡ። ኣመሓዳሪ እቲ ትካል ኣይተ ገታሁን ስዩም ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ መፅናዕቲ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝቕፅሉ…

ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ቸልሲ ኣንቶኒዮ ሮዲገር ወፃኢ መጥባሕቲ ሕክምና 11 ሴራሊዮናውያን ህፃናት ሸፊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ቸልሲ ኣንቶኒዮ ሮዲገር ወፃኢ መጥባሕቲ ሕክምና 11 ሴራሊዮናውያን ህፃናት ብምሽፋን ዕዉት ሕክምና ምርካቦም ተገሊፁ። እቶም ብሓገዝ ሮዲገር ሕክምና ዝተገበረሎም ህፃናት፥ ምንቃዕ ከንፈር፣ ብባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡን ኣብ…