ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ካዛኪስታን ብዝበፅሐ ሓደጋ ነፋሪት ብውሑዱ 14 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካዛኪስታ 98 ተሳፈርቲ ፅዒና እትጎዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ብምውዳቓ ብውሑዱ 14 ሰባት ከም ዝሞቱ ሰብመዚ'ታ ሃገር ኣፍሊጦም። እታ ንብረት መገዲ-ኣየር “በክ” ዝኾነት ነፋሪት፥ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣልማቲ ምስተገበሰት እታ ነፋሪት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ኤርትራ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ኤርትራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከባቢ ሰድስት ኪሎ ኣዲስ ኣበባ ተነቢሩ። እቲ ኤምባሲ፥ መንግስቲ ኤርትራ ከምብሓዱሽ ዘህንፆ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ስለዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ፕሞሽን ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ፕሞሽን ቱሪዝም ኢትዮጵያ “ኢትዮጵያ ጥንታዊት ምድሪ ሃገር” ብዝብል ቴማ ኣብ ቻይና ግዝኣት ሄናን ተሳሊጡ። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ምሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ኣብቲ 14 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ዝተሳለጠ ፎረም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጅግና ሲኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ መቐለ እንትትኣቱ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግና ሲኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቐትሪ መቐለ ክትኣቱ እንተላ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ። ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ ጥምረት ደቂ ኣንስትዮ ብምዃን ንፍረወይኒ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትትበፅሕ ናይ ጅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኢሳያስን ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ መውሃዲ ውፅኢት ፀባ ሆላንድ ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ሃገረ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ መውሃዲ ውፅኢት ፀባ ሆላንድ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ትካል መውሃዲ ፀባ፥ ባዕሉ ካብ ዘራብሐንን ኣፍቲ ከባቢ ካብ ዝርከቡ ሓረስቶትን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ፣ ኢራንን ቻይናን ሓበራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ክገብራ ኢየን Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍቢሲ)ሩሲያ፣ ኢራንን ቻይናን ድሕንነት ዓለም ለኸ ንግዲ ዓለም ንምሕላው ዘኽእል ሓበራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ክገብራ ኢየን። እተን ሃገራት ካብ ፅባሕ ዓርቢ ጀሚረን ንኣርባዕተ መዓልቲ ዝፀንሕ ልምምድ ከምዝገብራ ኣቐባሊ ቓል ሓይሊ ሰራዊት ኢራን ብርጋዴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ፣ መሰል ህዝቢታት ረጊፅካ ምንባር ከምዘይከኣል ህያው ኣብነት ከኸውን ዝበቕዐ ኢዩ-ዶክተር ደብረፂዮን Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ፣ መሰል ህዝቢታት ረጊፅካ ምንባር ከምዘይከኣል ህያው ኣብነት ከኸውን ዝበቕዐ ኢዩ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። ዶክተር ደብረፂዮን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ብብርኪ ዓለም ንመበል 16 ጊዜ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 15 ጊዘ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣይተ ብርሃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኢሳያስን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክትር ኣቢይ ኣሕመድን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ፕሬዚዳንት ሃገረ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም። እቶም መራሕቲ ሎሚ መዓልቲ ንዑደት ኣብ ኣዳማ እንትበፅሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ሰላም ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልል ትግራይን ኣምሓራን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝሕግዝ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። እቲ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ "ህብረ ብሄራዊ ሓድነተና ንምጥንኻር ውሽጣዊ ፀገማትና ብልዝብ ንፍታሕ" ዝብል…