ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ መተግበሪ ካርታ ትልሚ ጉዕዞ ብዕሊ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ትራንስፖርት ህዝቢ ክሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ ዝተኣመነሉ መተግበሪ ትልሚ ጉዕዞ (ዲጂታል ማፒንግ) ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ቴክኖሎጂ መሰረት ዝገበረ መፍትሒ ሒዝካ ምንቅስቓስ ከምዝግባእ ኣብቲ…
ቢዝነስ ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ- ግእዝ ስርሑ ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል ቅድመ ምድላዉ ወጊኑ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ- ግእዝ ስርሑ ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል ቅድመ ምድላዉ ከምዝወገነ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ምስ ዩንቨርስቲ መቐለ ኮሌጅ ሕግን ምምሕዳርን ብምትሕብባር፥ “ማይክሮ ፋይናንስ ንኹለመዳይ ዕብየት” ብዝብል ርእሲ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ትግራይ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ትግራይ አብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። እቶም ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ዓዲ ክወፁን ክኣትውን ዝተረኸቡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ፓርቶም ንምምራሕ ኣብዝተገበረ መረፃ ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ሊኩድ ፓርቲ ንምምራሕ ኣብዝተገበረ መረፃ ተዓዊቶም። ካብ ውሽጢ 116 ሺሕ ኣባላት ሊኩድ ፓርቲ 49 ሚኢታዊ ዝኣኽሉ ሰባት ድምፂ ዝሃቡ እንትኾኑ፥ ኔታኒያሁ ድማ እቶም ዝመረፁ ሰባት 72 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንጂነር አዜብ አስናቀ ክሲ ተመስሪቱወን Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ዋና ፈፃሚት ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኢንጂነር ኣዜብ አስናቀ ክሲ ተመስሪቱወን። ኣብቲ ዝተመስረተ መዝገብ ክሲ፥ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ዝነበሩ ኮሎኔል ሙሉ ወልደ ገብርኤል ሓዊሱ 50 ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቦታታት ሕርሻ ከተማ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር በኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ ብምዃ ኣብ ተደራራቢ ሕርሻ ከተማ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ተደራራቢ ሕርሻ ከተማ፥ ኣብ ንኡሽተይ መሬት ልዑል ምህርቲ ንምፍራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መላእ ትግራይን ካልኦት ከባብታት ኢትዮጵያን ዝተወከሉ ክፍላት ሕ/ሰብ ዝሳተፍሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ኣብ መቐለ ክሳለጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ መላእ ትግራይን ካልኦት ከባብታት ኢትዮጵያን ዝተወከሉ ክፍላት ሕብረተ-ሰብ ዝሳተፍሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስካብ 18 ክሳብ 19 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ክሳለጥ እዩ። እቲ ህዝባዊ ኮንፈረንስ፥ “መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ” ዝብል መሪሕ…
ቢዝነስ ኣብ ወለዶ ሓደጋ ዘንፀላለወ ወልፊ ቅቲ ፀወታ ቤቲንግ ስፖርት Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እናተስፋሕፈሐ ዝመፅአ ውርርድ/ቅቲ ፀወታ ስፖርት “ቤቲንግ” ኣብ ማሕበራዊ፣ ስነ-ልቦናዊን ኢኮኖሚያዊን መናእሰይ ፅልዋ እናሕደረ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ፀወታ ውርርድ/ቅቲ ናብ ብርኪ ወልፊ እናተሰጋገረ ምዃኑ እውን ንፋና ብድካስቲንግ…
ስፓርት ኣይተ ቢኒያም ምሩፅ ይፍጠር ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ንክኸውን ተመሪፁ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ቢኒያም ምሩፅ ይፍጠር ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ንክኸውን ተመሪፁ። ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ብፕሬዚዳንትነት ንቐፀልቲ 4 ዓማውቲ ዝመርሖ ምርጫ ትማሊ ከምዘሳለጠ ኮሚሽን ስፖርት ኣዲስ ኣበባ ዘውፅኦ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኢትዮጵያ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዑደት ዛዚሞም Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኢትዮጵያ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተጓዒዞም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ…