Fana: At a Speed of Life!

ካቢኔ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካቢኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ካቢኔ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ፥ ዞባ ባሌ ከምባሓዱሽ ናብ ኽልተ ዞባታት ይጣየሽ ብዝብልን ካልኦት ኣብ ዛዕባታትን ብምዝታይ  ውሳነ ብምምሓልላፍ…

ኢትዮ-ቴሌኮም ን4 ሺሕ ተምሃሮ ዩንቨርስቲታት ሓገዝ ገንዘብ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ን4 ሺሕ ተምሃሮ ዩንቨርስቲታት ሓገዝ ገንዘብ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። እቲ ትካል በቢዓመቱ 16 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ነቶም ተምሃሮ በቢወርሑ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ ኣሎ። ዋና ኣካያዲት ስራሕ ኢትዮ-ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት…

ዓለም ሓዱሽ ዓመት 2020 ምቐባል ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝተወሰና ክፋላት ዓለም ሎሚ መዓልቲ ሓዱሽ ዓመት 2020 ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ምቐባል ጀሚረን። ኒውዝላንድ ሓዱሽ ዓመት 2020 ብምቕባል ፈላመይቲ ሃገር እንትትከውን፥ ብዙሓት ኣናእሽተይ ሃገራት ደሴት ፓፊክ እውን ሓዱሽ ዓመተን ተቐቢለን ኣለዋ።…

ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ምስ ንጉስ ስዑድ ዓረብ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶክትር ሙላቱ ተሾመ ምስ ንጉስ ስዑድ ዓረብ ሰልማን ቢን ኣብዱል ዓዚዝ ኣል ሳዑድ ተዛትዮም። ዶክተር ሙላቱ ምስ ንጉስ ስዑድ ዓረብን ላዓለዋይ ሓላዊ ክልቲአን ቅዱሳት መሳጊድ ንጉስ ሰልማን ቢን ኣብዱል ዓዚዝ ኣል ሳዑድ ኣብ…

ብኢራን ዝድገፉ ዕጡቓት ተቓወምቲ ኢራቕ ኣብ ልዕሊ ኤምባሲ ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ኣብፂሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኢራን ድጋፍ ዝግበረሎም ዕጡቓት ተቓወምቲ ኢራቕ ኣብ ልዕሊ ኣብ ባግዳድ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ከምዘብፅሑ ተገሊፁ። እቶም ተቓወምቲ፥ ኣሜሪካ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ልዕሊኦም ንዝፈፀመቶ ብነፈርቲ ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ ዓፀፋዊ ምላሽ ንምሃብ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ኢኮኖሚያዊ ርክበን ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤድዋርድ ዞለሳ ማካያ ናብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦምዎም። ኣይተ ገዱ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበሉዎ፥ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ባዕዳዊ…

ብልፅግና ፓርቲ ልምዓትን ፍትሓዊ ተረባሕነትን ዘረጋግፅ ሰርዓት ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዓሊሙ ከምዝሰርሕ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልፅግና ፓርቲ ልምዓትን ፍትሓዊ ተረባሕነትን ዘረጋግፅ ስርዓት ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዓሊሙ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ። ነዚ እውን ዘፈር ውልቀን ሃገራዊ ሰብ ሃፍትን ናይ ምጥንኻር ስራሕ ከምዝሰርሕ ገሊፁ። ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ምስዝርከቡ…

ኣብ ሞጣ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሓላፍነቶም ብኣግባቡ ኣይተዋፅኡን ዝተብሃሉ ኣመራርሓታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሞጣ ኣብ ልዕሊ ቤተ እምነታት ምስ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ተተሓሒዙ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ኣብ ክልል ኣምሓራ ምብራቓዊ ዞባ ጎጃም ምምሕዳር ከተማ ሞጣ፥ ኣብ ልዕሊ መስጊዳት፣ ኣበያተ…

ርክብ ህዝቢታት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዘዓለመ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታ ሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርክብ ህዝቢታት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዘዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ክልቲአን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ፍሉጣት ውልቀ ሰባትን ይሳተፉ ኣለዉ።…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተዋሳኢት ኣንጀሊና ጆሊ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተዋሳኢትን ብምግባረ ሰናይ ተግባራ ትፍለጥን ኣንጀሊና ጆሊ ተዛትየን። ኣንጀሊና ጆሊ፥ ኣብብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተረኺባ ኢያ ምስ ፕዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ልምዓት፣ ደቂኣንስትዮን ስደተኛታትን ኣድሂባ…