ኢ/ር ታከለ ኡማ ኣብ ዘይሕጋዊ ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ዝውሰድ ስጉምቲ ብዝምልከት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢንጅነር ታከለ ኡማ ኣብ ዘይሕጋዊ ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ዝውሰድ ስጉምቲ ብዝምልከት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ዘተ ኣካይዶም።
ኣብቲ ዘተ ዘይሕጋዊ ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ብዝምልከት ዝተገበረ…