Fana: At a Speed of Life!

ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ኣብ ሱዳን ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ፀሓፊ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ኣብ ሱዳን ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ሱዳን ዝገብሩዎ ዘለዉ ዑደት፥ ትማሊ ምስ እዋናዊ ኣቦ መንበር ኢጋድን ቀዳማይ ሚኒስትር…

ዩኒቨርሲቲ ጅማ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሃዊኾም ኣብ ልዕሊ ዝበሎም 51 ተምሃሮ ስጉምቲ ወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሃዊኾም ኣብ ልዕሊ ዝበሎም 51 ተምሃሮ ስጉምቲ ምውሳዱ ኣፍሊጡ። እቲ ስጉምቲ፥ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር እቲ ዩኒቨርሲቲ ንኽተኣጓጎል ድሌት ዘለዎምን ኣጋጣሚታት ብምጥቃምን ፀገም ዝፈጠሩ ተምሃሮ ብምፍላይ…

ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮም ብዝበፅሐ ሓደጋ ኣስታት 100 ሚሊየን ብር ዝግመት ክሳራ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮም ብዝበፅሐ ሓደጋ ኣስታት 100 ሚሊየን ብር ዝግመት ክሳራ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ኢትዮ ቴሌኮም ድሕንነት መሰረተ ልምዓት ብዝምልከት ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይዛተ ኣሎ። ካብ 20 ክሳብ…

ልዕሊ ብር 4 ሚሊየን ዝግመት መዐወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ ብር 4 ሚሊየንን 485 ሺሕ ዝግመት መዐወኒ ሓሽሽ ከምዝተትሓዘ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ መዐወኒ ሓሽሽ፥ ኣብ ተሸከርካሪት ተፃዒኑ ካብ ሻሸመኔ ናብ ኬንያ እናተጓዓዓዘ እንተሎ ቤት ፅሕፈት ጣቢያ ጉምሩክ ጨንፈር ሃዋሳ ጥሒሱ ንምሕላፍ…

ኢራን ናይታ ትማሊ ንጉሆ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን ፀሊም ሳንዱቕ ንኩባኒያ ቦይንግ ይኹን ንኣሜሪካ ኣሕሊፈ ኣይህብን ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ናይታ ትማሊ ንጉሆ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን መቕረፂ በረራ ፀሊም ሳንዱቕ፥ ንኣፍረይቲ ኣውሮፕላን ኩባኒያ ቦይንግ ይኹን ንኣሜሪካ ኣሕሊፋ ከምዘይትህብ ኣፍሊጣ። ንብረትነታ ናይ ዩክሬን  ዝኾነት ቦይንግ 737-800 ኣውሮፕላን፥ ካብ ዓለም ለኸ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ምምሕዳርን ቁፅፅርን መሳርሒታት ኲናት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ዓመት ዘመን ስራሕ ታሽዓይ ስሩዕ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌደሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተኻየደ ኣኼባ፥ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ከምኡ እውን ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን ኣብ ረቂቕ…

ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ጊኒን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕቲ ምትሕብባር ንምጅማር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ጊኒን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕቲ ምትሕብባር ንምጅማር ተስማዕሚዐን። እቲ ስምምዕነት፥ ኣብ ሪፐብሊክ ጊኒ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዘካየዱ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕዚዳንት እታ ሃገር ኣልፋ ኮንዲ ኣብ…

ኣሸንዳ፣ ማሪያ፣ ሻደይ፣ ኣሸንድዬ፣ ሶለልን ዓይኒ ዋሪን ኣብ ዩኔስኮ ንኽምዝገቡ ምድላው ሰነድ መምረፂ ምዝዛሙ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሸንዳ፣ ማሪያ፣ ሻደይ፣ ኣሸንድዬ፣ ሶለልን ዓይኒ ዋሪን ኣብ ዩኔስኮ ዘይድህሰሱ ሓድጊታት ኮይኖም ንኽምዝገቡ ምድላው ሰነድ መምረፂ ምዝዛሙ በዓል ስልጣን መፅናዕቲን ሓለዋን ሓድጊታት ኣፍሊጡ። ተመራማሪ ባህሊ እቲ መዓል ስልጣን ኣይተ ገዛሀኝ ግርማ፥…

ቦርድ መረፃ ኣብ ግዘ ሰሌዳ ዝቐፅል ሃገራዊ መረፃ ኣድሂቡ ኣውሽጢ ክልተ ሰሙን ምስ መዳርግቲ ኣካላት ከምዝዛተ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ግዘ ሰሌዳ ዝቐፅል ሃገራ መረፃ ኣድሂቡ ኣውሽጢ ክልተ ሰሙን ምስ ፓርቲታት ፖለቲካን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ከምዝዛተ ኣፍሊጡ።   ዕላማ እቲ ዘተ ድማ እቲ ግዘ ሰሌዳ ንምምዕባል ዝሕግዙ ተወሰኽቲ…

ኣብ ሻውዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልዋሎን መቐለ 70 እንደርታን ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተሳለጠ ሻውዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን መቐለ 70 እንደርታን ኣብ ልዕሊ መጋጥምተን ክልተ ንባዶ ብዝኾነ ተመሳሳሊ ውፅኢት ዓወት ኣመዝጊበን። ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ምስ…