Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈሪ ቡን ዝምልከት ሰሚናር ኣብ ጃፓን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈሪ ናይ በረኻ ቡን ብዝምልከት ሰሚናር ኣብ ጃፓን ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ተሳሊጡ። ኣብቲ ሰሚናር ናይ ኢትዮጵያ በረኻ ቡን ብዝምልከት ፅሑፋት መውሃቢ ግንዛበ ቀሪቦም መብርሂ ተገይሩሎም። ተሳተፍቲ እቲ ሰሚናር ፍረያት ናይ…

ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ኦማር ጊሌህ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ቅርንጫፍ ጂቡቲ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ኦማር ጊሌህ ኣብታ ሃገር ቅርንጫፍ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ትማሊ መሪቖም ከፊቶም። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምርቓት ሓዊሱ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብዱላዚዝ መሓመድ፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ ባጫ ጊና ከምኡ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሰለስተ ከተማታት ቻይና ሓዱሽ በረራ ክጅም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሰለስተ ከተማታት ቻይና ሓዱሽ በረራ ክጅም ኢዩ። እቲ ሓዱሽ በረራ፥ ናብ ከተማታት ቾንግቂንግ፣ ሼንዠንን ዠንግዡን ከምዝጅምር በዓል ሞያ ኮሙዩኒኬሽን እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ዳዊት ተመስገን ንሺንዋ ተዛሪቦም። እቲ መገዲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ደቡብ ኣፍሪካ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም

አዲስ አበባ፣ ጥር 4፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ ኣብ ክልተኣዊን ዲፕሎማሲ ዜጋታትን ኣድሂቦም ዕዉት ስራሕ…

ካባና ወፃኢ ዘሎ ፅለኣት ቅድሚ ምስዓርና ኣብ ውሽጥና ዘሎ ቂምን በቐልን ክነውግድ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ደቡብ አፍሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ስታዲየም ኢምፔሪያል ዎንደረርስ ተረኺቦም ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ቀዳማይ ሚኒስትር…

 ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዋሽንግተን ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንምስታፍ ናብ ዋሽንግተን ኣምሪሖም። እቲ ሎሚ መዓልቲ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ኣሜሪካ ዘሳልጥዎ መድረኽ ዘተ፥ እተን ሃገራት…

ብዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨው ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ ዘበን ዝበዓል ብዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ከተማ ማይጨው ክኽበር ኢዩ። እቲ ብዓል ኩሉ ትግራዋይ ዝተዓደመሉን ንዘይምትራፍ ክውስነሉ ዝግባእን ኢዩ ክብሉ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ገሊፆም።…

በዓል 11 ለካቲት ብዝተፈላለዩ ስፖርታዊ ውድድራት ንምድማቕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓትን ምጅማር ብረታዊ ቓልሲን በዓል 11 ለካቲት ንምድማቕ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ይሳለጡ ምህላዎም ተገሊፁ። ካብቶም ዝሳለጡ ዘለው ዓበይቲ ምድላዋት፥ ስፖርታዊ ውድድራት ሓደ ከምዝኾነ ድማ ተሓቢሩ። እቶም ውድድራት ዝድለ…

ሓድነት ህዝቢታት ዓፋርን ኣምሓራን ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ርእሳነ ምምሓዳር ክልቲአን ክልላት ገሊፆም

#ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓድነት ህዝቢታት ዓፋርን ኣምሓራን ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ርእሳነ ምምሓዳር ክልቲአን ክልላት ገሊፆም። ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልቲአን ክልላት ንምምዓባል ዝሕግዝ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል…

ካልኣይ ሃገር ለኸ ኤግዚቪሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕ መናእሰይ ገጠር ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ሃገር ለኸ ኤግዚቪሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕ መናእሰይ ገጠር ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ።   ኣብቲ ኤግዚቪሽን ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሣው፣ ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ዶክተር ካባ ኦርጌሳ ከምኡ እውን ካብ ኩለን…