Fana: At a Speed of Life!

ሓደጋ ኣቐዲሙ ምትምባይን ምክልኻልን ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ስግኣት ሓደጋን ፌዴሪኢ ሓደጋታት ኣቐዲሙ ምትምባይን ምክልኻልን ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቡ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይዛተ ኣሎ። እቲ ኮሚሽን ምስ ምንካይ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(UNDRR)ን…

“ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ሰላም ፌዴሪኢ ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዘሰናድኦ ኢዩ። “ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ…

ፌስቡክን ኢንስታግራምን ንሓሳብ ጀኔራል ሱለይማኒ ዝድግፉ ሓበሬታታት ካብ ገፆም የወግዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፌስቡክን ኢንስታግራምን ብኣሜሪካ ንዝተቐተለ ጀኔራል ኢራን ቃሲም ሱለይማኒ ዝድግፉ ሓሳባትን ሓበሬታታትን ካብ ገፆም የወግዱ ምህላዎም ተገሊፁ። እቶም ማሕበራዊ ሚዲያታት ነቶም ሓበሬታታት ካብ ገፆም ዘወግዱዎም፥ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ዘንበረቶ ማዕቐብ…

ዓብዪ ኮሚቴ ኣከባብራ ብዓል መበል 45 ዓመት 11 ለካቲት መደባት ለካቲት ብዝምልከት ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓብዪ ኮሚቴ ኣከባብራ ብዓል መበል 45 ዓመት 11 ለካቲት፥ ክሳብ ሕዚ ዝተፈፀሙን ቀፃሊ ትኹረት ዘድልዮምን መደባት ኣመልኪቱ ብዕምቆት ይግምግም ምህላዉ ኣካቢ እቲ ዓብዪ ኮሚቴ ኣይተ ኣለም ገብረዋህድ ገሊፆም። ዓብዪ ኮሚቴ 11 ለካቲት ክሳብ…

ኣብ ኔዘርላንድስ ዝተኸየደ ውድድር ፍረቂ ማራቶን ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኔዘርላንድስ ዝተኸየደ ውድድር ፍረቂ ማራቶን ደቂ ኣነስትዮ ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ተዓዋቲት ኮይና። ኣትሌት ፀሃይ ነቲ ርሕቐት ብ1 ሰዓትን 20 ደቒቓን 29 ሰከንድን ብምእታው እንትትስዕር፥ ኣትሌት ታደለች በቀለ ሳልሰይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ።…

ናብ ወርሒ እተካይዶ መፃምድቲ ዝደሊ ዘሎ ጃፓናዊ ቢልየነር

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጃፓናዊ ቢልየነር ዮሳኩ ሜዛዋ፥ ኣብ ዙርያ ወርሒ ንምብፃሕ ኣብ ዝገብሮ ጉዕዞ እተሰንዮ ጓልኣንስተይቲ መፃምድቲ ይደሊ ከምዘሎ ገሊፁ። እዚ ወዲ 44 ዓመት ቢልየነር፥ ኣብ መንኰርኰር ኮይኑ ንወርሒ ዝጓዓዝ ናይ መጀመርያ ሲቪል ክኸውን እዩ። እቲ ናይ…

ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናኣተዉ ዝነበሩ መሳርሒታት ኲናት ተታሒዞም

ኣዲስ አበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናኣተዉ ዝነበሩ መሳርሒታት ኲናት ኣብ ከተማ ሰበታ ተታሒዞም። ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚዩኒኬሽን መንግስቲ ከተማ ምምሕዳር ሰበታ ከም ዘመላኸቶ፥ እቶም ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ክተሓዙ ዝኸኣሉ ካብ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብራ ነበርቲ ንምቕያር ዓሊሙ ንዝሰርሖ ዘሎ ስራሕቲ ከምዝንእድ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብራ ነበርቲ ንምቕያር ዓሊሙ ንዝሰርሖ ዘሎ ስራሕቲ ከምዝንእድ ገሊፁ። ብኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ዝምርሑ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጤፌ ምስ ዓለም ለኸ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ማውራ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብጅግጅጋ ኣቢሎም ጀሚሮም። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልልዊ መንግስቲ ሶማሌ ኣይተ ሙስጤፌ ሞሓመድ ምስ ዓለም ለኸ…

ኢራናውያን ኣውሮፕላን ዩክሬን ተወቒዓ ምውዳቓ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ተቓውሞ የስምዑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢራናውያን ኣውሮፕላን ዩክሬን ብጦር ሰራት ኢራን ተወቒዓ ምውዳቓ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ተቓውሞ የስምዑ ኣለዉ። ጦር ሰራዊት እታ ሃገር፥ ልዕሊ 170 ተጉዓዝቲ ሒዛ እናተጉዓዘት ዝነበረት ኣውሮፕላን ብስሕተት ብምውቅዑ ንኽትሕምሸሽ ምኽንያት ምዃኑ…