Fana: At a Speed of Life!

ረቂቕ ኣዋጅ ኣመሓዳድራን ኣመራርሓን ፕሮጀክታት ልምዓት መንግስቲ ፌዴራል ሃፍቲ መንግስቲ ኣብ ውፅኢታዊ ዓውዲታት ንኽውዕል ከምዝሕግዝ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ኣዋጅ ኣመሓዳድራን ኣመራርሓን ፕሮጀክታት ልምዓት መንግስቲ ፌዴራል ሃፍቲ መንግስቲ ኣብ ውፅኢታዊ ዓውዲታት ንኽውዕል ከምዝሕግዝ ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል 77 ስሩዕ ኣኼቡኡ ብኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ተሰናዲኡ ዝቐረሉ…

ጋንታ ወልዋሎ ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናብ ሜዳኣ ክትምለስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ወልዋሎ ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናብ ሜዳኣ ክትምለስ ኢያ። ኣብ መወዳእታ ዓመተ 2010 ሕድሳቱ ብምጅማር ንዝሓለፉ 18 ኣዋርሕ ኣብ ፅገና ዝፀንሐ መይዳ ወልዋሎ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ተገሊፁ። እቲ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ማውራ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲየን። እቲ ዘተ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝፍፅሞም ዘሎ ተግባራት ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ዓለም ለኸ ኮሚቴ…

ኣብ ከባቢ ፒያሳ ኣብ 7 ሹቓት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 10 ከባቢ ፒያሳ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ሽውዓተ ሹቓት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ። ሎሚ መዓልቲ 4 ሰዓትን 40 ደቒቓን ዝተልዓለ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ሸውዓተ ሹቓትንግዲ ቃፀሎ ዝበፅሐ እንትኸውን፥…

ኣውሮፕላን ዩክሬን ተወቒዓ  እንትትወድቕ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ዝቐረፀ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ወቒዓ ንዘውደቐታ ኣውሮፕላን ዩክሬን ተወቒዓ  እንትትወድቕ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ዝቐረፀ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ። ሓይሊ ድሕንነት ብሄራዊ ሓላዊ ዘብዒ ኢራን ነቲ ግለሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅረ ዘውዐሎ እንትኸውን፥ ምስ…

ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንክኸውን ግደ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣዶታትን ልዑል ኢዩ-ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንክኸውን ግደ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣዶታትን ልዑል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። ብብርኪ ከተማ መድረኽ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ናይ ክብሪ ጋሻ…

መራኸብቲ ሓፋሽ መረፃ ተንከፍ ዝኾኑ ሓበሬታታት ብሚዛናዊነት ክፅብፅቡ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ፓርቲታት ፖለቲካ ንህዝቢ ዘቕርቡዎም ፖሊሲታትን ፕግራማትን ሚዛናዊነት ብዘዓሰሎ መልክዑ ክፅብፅቡ ከምዝግባእ ምሁራት ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲን ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ሙሁራት እቲ ዓውዲ፥ ኢትዮጵያ ቅድሚ ሕዚ ካብ ዘካየደቶም…

ረቂቕ ግዘ ሰሌዳ ቀፃሊ ሃገራዊ መረፃ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫን ሰሌዳ ግዘን ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣካቢት ቦርድ ብሄራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ፥ 10 ነሓሰ 2012 ዓ.ም ድምፂ ዝወሃበሉ ዕለት ንክኸውን ብዝብል ዘቕረብኦ ሓሳብ ኣብቲ…

ገመድ ስልኪ ከዚኖም ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንብረት ኢትዮ-ቴሌኮም ዝኾኑ ናይ ስልኪ ገመዳት ብምስራቕ ከዚኖም ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሎም ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ካብ ትሕቲ መሬት ተዃዒቶም ዝወፅኡ ገመዳት ስልኪ ከዚኖም ዝተረኸቡ ክልተ ተጠርጠርቲ፥ ኣብ ክፍለ…

ብኣይተ ኣወል ኣርባን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክ ራይነርን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ እሳተ ጎመራ ኤርታ ዓሌ ዑደት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክ ራይነርን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ እሳተ ጎመራ ኤርታ ዓሌ ዑደት ኣሳሊጡ። እቲ ዑደት ኣብ ክልል ዓፋር መስሕባት ቱሪዝም ንምፍላጥን ቁፅሪ ፍሰት ዑደተኛታት ንምውሳኽ…