Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ 6 ኣዋርሕ 31 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 31 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንትን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕን እቲ ባንኪ ኣይተ ባጫ ጊና ከምዝበልዎ፥ ካብ ውልቀ ባንኪታት 24 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ተቐማጢ ተኣኪቡ ኣሎ። እቲ…

ሆስፒታል ዓይደር ሙሉእ ሕክምና ካንሰር ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ይገብር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምፕረሀንሲቭ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ፈላማይ ሙሉእ ሕክምና ካንሰር ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ይገብር ከምዘሎ ተገሊፁ። ካብ ዘይተመሓላለፍቲ ሕማማት ሓደ ዝኾነ ሕማም ካንሰር ኣብዚ ሐዚእዋን ብብርኪ ሃገርን ክልልን ብስፍሓት ካብ ዝርኣዩ ሕማማት ሓደ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ፎረም ኢኮኖሚ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ፎረም ኢኮኖሚ ቦርግ ብሬንደ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ መስከረም ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዓለም ለኸ ፎረም ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ብዝምልከት ዝግበር ዘሎ…

ኩባንያ ኣፍሪካብ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩባንያ ኣፍሪካብ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዶክተር ኣክሊሉ ሃይለሚካኤል ምስ ሓለፍቲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ብስፍሓት ኢንቨስት ብምግባር ዝፍለጥ ኩባንያ ኣፍሪካብ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት ለሜቻ ግርማን ብሉፃት ኣትሌታት መናእሰይ ኣፍሪካ ብምዃን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኣብቲ ዓውዲ ዝበለፁ ኣትሌታትን ኣሰልጣኒን 2019 ዓ.ም ዕላዊ ገይሩ። ስለዝኾነ ኢትዮጵያዊ ኣሰልጣኒ ሁሴን ሺቦ ዝበለፀ ኣሰልጣኒ ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዓመተ 2019 ብምዃን ተመሪፆም። ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት…

ኣብ ምፍጣር ዕድል ስራሕ መናእሰይ ትኹረት ገይርካ ብምስራሕ ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ለውጢን ዕቤትን ክረግጋፅ ይግባእ – ምክትል ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምፍጣር ዕድል ስራሕ መናእሰይ ትኹረት ገይርካ ብምስራሕ ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ለውጢን ዕቤትን ክረግጋፅ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣብ ውሽጢ ማዕቐፍ ምዕባለ ኣፍሪካ፥ ብዋናነት ከም ኣቆፃፅራ…

ቤት ዕዮ ተቖፃፃሪ ስራሕቲ በዓል መዚ ኮንስትራክሽን ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዓውዲ ህንፀት ንዝረአ ፀገም ንምፍታሕ ይሕግዝ ኢዩ ዝተብሃለሉ ቤት ዕዮ ተቖፃፃሪ ስራሕቲ በዓል መዚ ኮንስትራክሽን ከምዝተጣየሸ ተገሊፁ። እቲ ሓዱሽ ቤት ዕዮ ኣብቲ ሴክተር ዘሎ ፀገም ንምቕራፍን ድኽመታቱ ብግቡእ ካብ ምፍላይን ሓሊፉ ናይቶም…

ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ ንሰለስተ ሚኒስትራት ሽመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንሰለስተ ሚኒስትራት ሽመት ሂቦም። ብመሰረት እዚ ዶክተር ኢንጅነር ጌታሁን መኩሪያ ሚኒስትር ትምህርቲ፣ ኣይተ መላኩ ኣለበል ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ከምኡ እውን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ሚኒስትር…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ምስ ጋናን ደቡብ ኣፍሪካን ተደልዲላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ምስ ጋናን ደቡብ ኣፍሪካን ተደልዲላ። ትማሊ ዕላዊ ዝተገበረ ምድብ ድልድል መፃረዪ ፀዋዕ ዓለም 2020፥ ምስ ሃገወራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝራኸባ ሃገራዊ ጋንታታት ተፈሊጠን ኣለዋ። ብመሰረት…

ሰባት ሓድሽ ቫይረስ ኮሮኖ ናብ ዝተረኣየላ ከተማ ዉሃን ከይጓዓዙ ሰበ ስልጣን ቻይና ኣጠንቂቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰበ ስልጣን ቻይና ዛጊድ ትሽዓተ ሰባት ዝቐተለን ሓድሽ ቫይረስ ኮሮኖ ዝተረኣየላን ከተማ ዉሃን ዝኣትዉን ዝወፅኡን ሰባት ጉዕዞኦም ንክስርዙ ኣጠንቂቖም። ኣስታት 11 ሚልየን ነበርቲ ዝርከቡላ ከተማ ዉሃን፥ ኣብታ ከተማ ዝግበሩ ህዝባዊ…