Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኤጀንሲ ምገባ ተምሃሮ ንኽጣየሽ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኢፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኤጀንሲ ምገባ ተምሃሮ ንኽጣየሽ ወሲኑ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ካብ ሎሚ መዓለቲ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሕ 7ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ እናካየደ ይርከብ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕልኡ ድማ…

ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ርክባት ዘጠናኸረትሉን ረብሓኣ ዘሕለወትሉን ከምዝነበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ ዝተካየደ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም የዓለም ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ርክባት ዘጠናኸረትሉን ረብሓኣ ዘሕለወትሉን ከምዝነበረ ተገሊፁ። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ…

ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኢል ኦማር ጊሌ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኢል ኦማር ጊሌ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ተዛትዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ትማሊ ዕለት ከምዝተዛተዩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ…

ኣብ ማራቶን ዱባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ማራቶን ዱባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ተማሪሖም ብምእታው ዓወት ኣመዝጊቦም። ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ኦሊቃ አዱኛ 2 ሰዓት፣ 6 ደቒቓን 15 ሰኮንድን ብምእታው ተዓዋቲ እቲ ውድድር ኮይኑ። ኬንያዊ ኣትሌት ኤሪክ ኪፕሮኖ 2ይ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል 78 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛትዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል 78 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛትዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ውሳነ ዘመሓላለፈሎም ጉዳያት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፦ 1. እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ ዝተዛተየሉ ዛዕባ፥ ላዕለዋይ…

ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ኣኼቡኡ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኢፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ከካይድ ኢዩ። እቲ ስሩዕ ኣኼባ ንሰለስተ መዓልቲታት ከምዝካየድ ቤት ፅሕፈት እቲ ቤት ምኽሪ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።…

ኢትዮጵያ ንኹሉ ዝሓቁፍ ስርዓት ፋይናንስ ብምስፍሕፋሕ ኣብ ምሕጋዝ ደኣንት ትኹረት ሂባ እናሰርሐት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኢፍ ቢ ሲ)ኣብ ዳቮስ ዝሳለጥ ዘሎ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም “ካብ ውልቀ ሰብ ዝሓለፈ ንኹሉ ዝሓቁፍ  ግደ ፋይናንስ፣ ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት” ብዝብል ርእሲ ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ ፎረም ኣብ ዓበይቲ ሃገራት ሓቛፋይነት ፋይናንስ ንምስፍሓፋሕ…

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ሓላፍነቱ ብመንፅር ዝተጣየሸሉ ዕላማ ብኣግባባቡ ክዋፃእ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል ሓምሻይ ዘበን ስራሕ ዓስራይ ስሩዕ ጉባኤኡ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ዓመተ 2012 ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣዳሚፁ። ነቲ ፀብፃብ ዘቕረቡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል…

ኣብ ሞንጎ ፓኪስታንን ህንዲን ዘሎ ንሕንሕ ንመምርግጋእ ውድብ ሕቡራ መንግስታት ኢዱ ንኸእቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፓኪስታንን ህንዲን ዘሎ ንሕንሕ ንመምርግጋእ ውድብ ሕቡራ መንግስታት ኢዱ ንኸእቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካን ሓቲቶም። ኢምራን ካን፥ ኩሉ ግዘ ሃገሮምን ህንዲን ናብ ወጥሪ ዝኣትዋላ ግዝኣት ካሽሚር ዕልባት ንመሃብ ውድብ ሕቡራት…

ኢትዮጵያን ፊንላንድን ንመፈፀሚ ፕሮጀክት ኮዋሽ ዝውዕል ልዕሊ ብር 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፊንላንድን ኣብ ሓሙሽተ ክልላት ተግባራዊ ዝኸውን መፈፀሚ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይን ሓለዋ ጥዕናን ማሕበረሰብ(ኮዋሽ) ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ብር 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ተፈራሪመን። ካብ ፊንላንድ ዝመፅኡ ሓለፍቲ ኮዋሽ፣ ኣማኸርቲ ቴክኒክ፣…