Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መቐለ ዩኒቨርስቲ ዝተሃነፀ ማእኸል ሳይንስን ቴክኖሎጅን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሓገዝ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መቐለ ዩኒቨርስቲ ዝተሃነፀ ማእኸል ሳይንስን ቴክኖሎጅን ተመሪቑ። ኣብ ስነ-ስርዓት ምረቓ፥ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክ ረይነርን ፕረዚደንት ዩኒቨርስቲ መቐለ ፕሮፌሰር ክንደያ ገብረሂወትን…

ቀዳማይ ሚ/ር ደ/ር ኣቢይ ናብ ኣስመራ ከይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ናብ ኣመራ ከይዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣስመራ እንትኣትዉ ብፕሬዚዳንት ኤርትራ ኣይተ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት…

ኣብ ቻይና ብዝተርኣየ ሓድሽ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና 41 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቻይና ብዝተርኣየ ሓድሽ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ቁፅሪ ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት 41 ምብፅሑ ተገሊፁ። ኣብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ቻይና ግዝኣት ዉሃን ዝተልዓለ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና፥ ኣድማሱ ብምስፋሕ ኣብ ዝተፈላላያ ሃገራት ዓለም…

ሚኒስቴር ሰላም ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ጉዳይ ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ኣድሂቡ ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ ይዛተ ኣሎ። “ነጋዶ ማሕበረሰብ ንህንፀት ሃገራዊ ሰላም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እቲ መድረኽ ዘተ እናተኻየደ ዝርከብ። ኣብቲ መድረኽ ደቂ ኣንስትዮ ነጋዶ ኣብ…

መርሃ ግብሪ ምሃብ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓታ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምሃብ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓታ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣዳራሽ ገልማ ኣባ ገዳ ምክያድ ዝጀመረ እቲ ስልጠና፥ ክሳብ 2 ለካቲት 2012 ዓ.ም ከምዝቕፅል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና…

ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 5ይ ዘበን ስራሕ መበል 18 ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብ ከተማ መቐለ ኣዳራሽ ቤት ምኽሪ እናተሳለጠ ዝርከብ እቲ ጉበባኤ፥ ንሓሙሽተ መዓልቲታት ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት…

ናብ ቫይረስ ኖቭል ኮሮና ዝተርኣየለን ሃገራት ዝጓዓዙ መንገደኛታት ክገብሩዎመም ዝግብኡ ጥንቃቐታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ናብ ቫይረስ ኖቭል ኮሮና ዝተወለዐለን ሃገራት ዝጓዓዙ መንገደኛታት ክገብሩዎም ዝግብኡ ጥንቃቐታት ዕላዊ ገይሩ። ክገብሩዎም ካብ ውሽጡ ዝግብኡ መጠንቀቕታታት፡- • ምልክት ሰዓልን ዋዒን ምስ…

ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ስራሕቲ ምርመራ ቫይረስ ኖቭል ኮሮና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕማም ቫይረስ ኖቭል ኮሮና ንምክልኻል ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉ ኩሎም ተጓዓዝቲ ስራሕቲ ምርመራ ሙቐት ሰውነት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ፥ ሕማም ቫይረስ ኖቭል ኮሮና…

ትራምፕ ነብሰ ፁራት ናብ ኣሜሪካ ከይኣትዋ ዝኽልክል ኣሰራርሓ ክትግብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኢፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ነብሰ ፁራት ናብ ኣሜሪካ ከይኣትዋ ዝኽልክል ኣሰራርሓ ተግባራዊ ከምዝገብር ተገሊፁ። ነብሰ ፁር ኣዴታት ናብ መሬት ኣሜሪካ ከይደን ብምውላድ ዝወለደኦ ህፃን ዜግነት ኣሜሪካ ንኽረክብ ዝገብረኦ ፃዕሪ ንምክልኻል…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኢ/ር ታከለ ኡማ ዝቐረበሉ ሽመት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኢፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምክትል ከንቲባ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ዝቐረበሉ ሽመት ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ኣፅዲቑ። ኣብቲ ኣኼባ ካብ ዝተረኸቡ 89 ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ፥ ነቲ ሽመት 79 ድጋፍ 3 ተቓውሞን 7 ድምፀ ተዓቅቦን ብድምፂ…