Fana: At a Speed of Life!

ተግባር ምጭዋይ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዝኹንኑ ሰላማዊ ሰልፊታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ተኻይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ዝተፈፀመ ተግባር ምጭዋይ ተምሃሮ ዝኹንኑ ሰላማዊ ሰልፊታት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ተኻይዶም። እቶም ሰላማዊ ሰልፊታት፥ ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ እናተምሃራ ዝነበራ ተምሃሮ ምጭዋየን ብዝምልከት መንግስቲ ንፁር ሓበሬታ…

መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ሶማሊያን ዝፈረሙዎ ሰለስተኣዊ ሰነድ ስምምዕነት ንምፍፃም ድሉዋት ምዃኖም ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ሶማሊያን ቅድሚ ሕዚ ዝፈረሙዎ ሰለስተኣዊ ሰነድ ስምምዕነት ንምፍፃም ድሉዋት ምዃኖም ኣረጋጊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዱላሂን…

ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዋሸንግተን ክዛተዩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣብ ኣሜሪካ ዋሸንግተን ዲሲ ክዛተዩ ኢዮም። ኣብቲ ዘተ ንምስታፍ ድማ ሚኒሰትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ሓዊሱ ሚኒስትራት ጉዳያት…

ቻይና ኣብ ማርስ እተካይዶ መፅናዕቲ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ሓምለ ክትጅምር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ኣብ ማርስ እተካይዶ ፈላማይ ሳይንሳዊ መፅናዕቲ ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ሓምለ ከም እትጅምር ዕላዊ ገይራ። ነቲ መፅናዕቲ ተካይድ ሳትላይት ድማ ሎንግ ማርች 5-ዋይ 4 ብዝተብሃለት ሮኬት ናብ ህዋ ከምትለኣኽ ትካል ምርምር ጠፈር ቻይና ኣፍሊጡ።…

ኢትዮጵያ ምስ ሩሲያ ዘለዋ ርክብ ብምጥንኻር ሓይሊ ምክልኻላ ዘመናዊ ናይ ምግባር ድሌት ኣለዋ – ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሩሲያ ዘለዋ ርክብ ብምጥንኻር ሓይሊ ምክልኻላ ዘመናዊ ናይ ምግባር ድሌት ከምዘለዋ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ኣይተ ኣለማየሁ ተገኑ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ከምዝበሉዎ፥ ኢትዮጵያ ምስ ሩሲያ እትገብሮ ምትሕብባር ብምጥንኻር ሓይሊ…

ኣብ እስራኤል ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተን ኤግዚቢሽንን ተሳለጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍቢሲ)ኣብ እስራኤል ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተን ኤግዚቢሽንን ተሳለጡ።   ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ረታ ኣለሙ፥ ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ዘፈር ንግዲ ዘለወን ምትእስሳር ከጠናኽራ ይግባእ…

ውፅኢት 10ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ካብ ዝተኻየዱ ፀወታታት ዓስራይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ኣርባዕተ ፀወታታት ብምስዕዓር ተዛዚሞም። ብመሰረት እዚ፦ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርስቲ 1- 1 ኢትዮጵያ ቡና ቅዱስ ጊዮርጊስ 1 - 0 ባህርዳር ከተማ…

ኣብ ቻይና ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብቫይረስ ኮሮና ከይጥቅዑ ክትትል እናተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲታት ቻይና ዝመሃሩ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ኣብታ ሃገር ብዝተርኣየ ሓዱሽ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ከይጥቅዑ ክትትል እናገበረ ምዃኑ ኤምባ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ከምዝገለፆ፥ እቶም ተምሃሮ በቲ ሓዱሽ…

ቀዳማይ ሚ/ር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ኢሳያስን ፕሬዚዳንት ሞሓመድ ኣብዱላሂን ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዱላሂ ሞሓመድን ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብ ከተማ ኣስመራ እናተኻየደ ዝርከብ ሰለስተኣዊ ዘተ እቶም መራሕቲ፥ ኣብ ነናይ ሃገሮም ዓበይቲ…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣስመራ ኣትዮም

አዲስ አበባ ፣ ጥር 18 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዱላሂ ሞሓመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣትዮም። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ እንትበፅሑ ድማ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኣይተ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣስመራ ኣብ…