Fana: At a Speed of Life!

ኒውዝላንድ ንመፈፀሚ መረፃ ኢትዮጵያ ዝውዕል 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ገንዘባዊ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኒውዝላንድ ኣብዚ ዓመት ንዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ መፈፀሚ ዝኸውን 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ገንዘባዊ ሓገዝ ገይራ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ፥ ተወካሊ ትካል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ቱርሃን ሳለህን…

ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ንመህነፂ ስታዲየም ዝኸውን ካርታ መረጋገፂ ትሕዝቶ መሬት ተዋሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ንመህነፂ ስታዲየም ዝኸውን ካርታ መረጋገፂ ትሕዝቶ መሬት ሂቡወን። እቲ ካርታ መረጋገፂ ትሕዝቶ መህነፂ ስታዲየምን ማእኸል ስፖርትን፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ወረዳታት ትግራይ ዳግም ንምጥያሽ ዝወፀ ረቂቕ ኣዋጅ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ወረዳታት ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዳግም ንምጥያሽ ዝወፀ ረቂቕ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕግን ምምሕዳርን እቲ ቤትምኽሪ ኣይተ ሞገስ ታፈረ፥ እቲ ኣወዳድባ በዝሒ ህዝቢ፣ ራሕቒ፣ ስፍሓት መሬት፣ ፃዕቒ…

ኦዲት ካብ ዝተገበራ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ኣብ 38 ኣብያተ ዕዮ ልዕሊ ብር 1 ነጥቢ 1 ቢልዮን ዘይተወራረደ ሒሳብ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኦዲት ካብ ዝተገበራ 291 ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ኣብተን 38 ኣብያተ ዕዮ ልዕሊ ብር 1 ነጥቢ 1 ቢልዮን ዘይተወራረደ ሒሳብ ከምዝረኸበ ቤትፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ቤት ፅሕፈት ዶክተር ረዳኢ በርሀ፥ ፀብፃብ 6…

ዋና ዳይሬክትር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ዢንፒንግ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ዳይሬክትር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ዢንፒንግ ኣብ ቤጂንግ ተራኺቦም ተዛትዮም። ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፥ ኣብ ጉዳይ ቫይረስ ኮሮና ንምዝታይ ኣብ ቻይና ቤጂንግ ይርከቡ። ኣብ ፃንሒቶም ምስ…

ብቫይረስ ኮሮና ዝተጠርጠሩ 4 ኢትዮጵያውያን ብምርመራ ውሽጢ ዓዲ ናፃ ምዃኖም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቫይረስ ኮሮና ዝተጠርጠሩ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ብምርመራ ውሽጢ ዓዲ ናፃ ምዃኖምን ንተወሳኺ ምርመራ ናሙና ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ከምዝተልኣኸን ተገሊፁ። ሚኒስቴር ጥዕናን ኢኒስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ካብ…

ኣብ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንምጅማር ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ “ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንመርኣያ ልምዓትን መኸተን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምልዕዓል መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ዓዲ ጉደም ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ክልል፣ ወረዳታትን ጣብያታትን ዝተውፃእፅኡ ሓላፍቲ ስራሕ…

ብዝተፈላለዩ ገበናት ንምርመራን ክሲን ዝድለዩ 1 ሺሕን 600 ዝኾኑ ተጠርጠርቲ ናብ ሕጊ ምቕራብ ኣይተኽኣለን – ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዝተፈላለዩ ገበናት ተጠርጢሮም ንምርመራን ክሲን ዝድለዩ 1 ሺሕን 600 ዝኾኑ ተጠርጠርቲ ናብ ሕጊ ከቕርብ ከምዘይከኣለ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ገሊፁ። ባይቶ ወከል ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ…

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ኮንፈረንስ ሰላም ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ከይዲ ምምሃር ምስትማሃር ሰላማዊ ንምግባር ዝሕግዝ ኮንፈረንስ ሰላም ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ኣብቲ ኮንፈረንስ መራሕቲ ሃይማኖታት፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣባ ገዳታት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እታ ምምሕዳር ከተማ፣ ተምሃሮን…

ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒሰትራት ኢትዮጵያን ጀርመንን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒሰትራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ሓዱሽ ዝተጣየሸ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ጀርመንን፥ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኢዩ ኣኼብኡ እናካየደ ዝርከብ። ተወከልቲ ክልቲኤን…