Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሹመት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሹመት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ 5ይ ዘመን ስራሕ መበል 18 ስሩዕ ጉባኤኡ ኢዩ ነቲ ሽመት ዘፅደቖ። ብመሰረት እዚ፦ 1. ወይዘሮ ፈትለወርቅ ገብረዝጊሔር…

ጉዳይ ዝተጨውያ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ተጣይሹ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉዳይ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ዝተጨውያ ተምሃሮ ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ተጣይሹ እናተሰርሐ ምዃኑ ጀነራል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል እንደሻው ጣሰው ገሊፆም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክታሪያት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን፣ ጀነራል…

ናሳ ብዛዕባ ፀሓይ ሓበሬታታት ትእክብ ሓዳሽ መንኮራኹር ናብ ህዋ ክልእኽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ምርምር ጠፈር ኣሜሪካ (ናሳ) ብዛዕባ ፀሓይ ሓበሬታታት ትእክብ ሓዳሽ መንኮራኹር ናብ ህዋ ከምዝልእኽ ኣፍሊጡ። እታ ብምትሕብባር ናሳን ትካል ምርምር ጠፈር ኣውርፓን ትለኣኽ መንኮራኹር፥ ዋልታ ሰሜንን ደቡብን ፀሓይ ዘርኢ ፈላማይ ምስሊ ናብ መሬት…

ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይተ ለማ መገርሳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ፈረንሳይ ዑደት ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኣይተ ለማ መገርሳ ዝምራሕ ላዕለዎት መኮንናት ኢትዮጵያ ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ፈረንሳይ ዑደት ይገብር ኣሎ። እቲ ልኡኽ፥ ምስ ሓለፍቲ ቤት ፅሕፈት ፕዚዳንት፣ ሚኒስትር ምክልኻል ፈረንሳይ፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት…

መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በዓል 11 ለካቲት ኣብ ከተማ ውቕሮ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ኣብ ከተማ ውቕሮ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ። እቲ በዓል “መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ኣብ ከተማ ውቕሮ ስታድየም መለስ ካብ ንጉሆ ስዓት 12…

ኣብ ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ካብ ቻይና ኣብ ዝመፅኡ ኣባላት ስድራ ቤት ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ካብ ቻይና ዝመፅኡ ኣባላት ስድራ ቤት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ገሊፁ። እቶም በቲ ቫይረስ ተታሒዞም ዝተብሃሉ ኣባላት ስድራቤት ኣብ ፅቡቕ ኩነታትን ከምዝርከቡን ክትትል ሕክምና እናተገበረሎም…

ኣብ ክልል ሶማሌ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት እናዘዋወሩ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት እናዘዋወሩ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ትማሊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ኣብ ጥቓ ከተማ ጅግጅጋ ኣብ ዝርከብ ጣቢያ መቆፃፀሪ መጋሎቀረን ብዝገበሮ ሃንደበታዊ ፍተሻ፥ ብዶብ ቶጎጫሌ ኣቢሎም…

ትካላት ትምህርቲ ሃገር ካብ ውድቀት ዝከላኸል ወለዶ ከፍርያ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲ ህንፀት ሃገር ዝኾና ትካላት ትምህርቲ ሃገር ካብ ውድቀት ዝከላኸል ወለዶ ከፍርያ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ምስ ትካላት ትምህርቲን ኣካላት ኣጋር ትምህርቲን ብምትሕብባር፣ ትካላት ትምህርቲ ኣብ ህንፀት ሃገር ከበርክተኦ…

ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ትገብሮ ድርድር ከምብሓዱሽ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ትገብሮ ድርድር ከምብሓዱሽ ምጅማራ ተገሊፁ። ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጉዳያት ኢኮኖሚን ፖሊሲን ኣይተ ማሞ ምህረቱ፥ ኢትዮጵያ ኣባል እቲ ትካል ንምዃን ትገብሮ ድርድር ድሕሪ ፃንሒት ዓመታት ክትጅምር…

ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዋሸንግተን ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ኣብ ኣሜሪካ ዋሸንግተን ዲሲ ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ ዘተ ድማ ሚኒሰትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ሓዊሱ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሱዳንን…