Fana: At a Speed of Life!

ብቫይረስ ኮሮና ተጠርጢሮም ኣብ ክትትል ሕክምና ዝፀንሑ 4 ኢትዮጵያውያን ካብቲ ቫይረስ ናፃ ምዃኖም ተረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቫይረስ ኮሮና ተጠርጢሮም ኣብ ክትትል ሕክምና ዝፀንሑ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ካብቲ ሕማም ናፃ ምዃኖም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም ተጠርጠርቲ ካብ ቻይና ናብ ኢትዮጵያ ምስ መፅኡ እቲ ሓደ ምልክት ሰዓል ስለ ዝተርኣየሉ፤ ኣብ ክትትል ሕክምና…

ጋንታ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብሰፊሕ ኣፋላላይ ሸቶ ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተካየደ ብሕታዊ ፀወታ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብሰፊሕ ኣፋላላይ ሸቶ ተሳዒራ። እታ ጋንታ 5 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ኢያ ተሳዒራ። እተን ሸቶታት ድማ ሃብታሙ ገዛሀኝ ኣብ…

ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዞባ ኢንዱስትሪ ኢስተርን ዱከም ዑደት የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዞባ ኢንዱስትሪ ኢስተርን ከተማ ዱከም ዑደት የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ዑደቶም ድማ ስራሕቲ ምንቅስቓስ ናይቲ ዞባ ኢንዱስትሪ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም። ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ካብ 16 ጥሪ ጀሚሮም ኣብ ከተማ ኣዳማ…

ኣብ ሃገራዊ መረፃ ኣድሂቦም ዝፍነዉ ዝተዛብዑ ሓበሬታታትን ዘረባታት ፅልኣትን ምቁፅፃር ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መፃኢ ሃገራ መረፃ ብሰላማዊ መገዲ ንኽካየድ ኣብ መረፃ ኣድሂቦም ዝፍነዉ ዝተዛብዑ ሓበሬታታትን ዘረባታት ፅልኣትን ምቁፅፃር ከምዝግባእ ማእኸል ምዕባለ ሰብኣዊ መሰልን ዲሞክራሲን (CARD)ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሜላታት መራኸብቲ ሓፋሽ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሽመት ሰለስተ ሚኒስትራት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሽመት ሰለስተ ሚኒስትራት ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ 5ይ ዘመን ስራሕ መበል 12 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ኣብ ስሩዕ ኣኼብኡ ድማ ብቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዝቐረቡሉ ሽመት ሰለስተ ሚኒስትራት ኣፅዲቑ ኣሎ።…

ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ልዕሊ 35 ኩንታል መዐወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ልዕሊ 35 ኩንታል መዐወኒ ሓሽሽ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። እቲ መዓወኒ ሓሽሽ፥ ብኤፍ ኤስ ኣር መኪና ተፃዒኑ እንትዘዋወር ከምዝተትሓዘ ኣዛዚ ፖሊስ ከተማ ኣርባ ምንጭ ኮማንደር ዳንኤል ኣረጋ ተዛሪቦም። እቲ…

መድረኽ ዘተ ሰብ ሞያታት ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ – ጀርመን ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኽልተ መዓልቲታት እናተካየደ ዝፀንሐ ሓበራ መድረኽ ዘተ ሰብ ሞያታት ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ጀርመንን ተዛዚሙ። ክሊቲኦም ወገናት ኣብ ወርሒ ሰነ 2011 ዓ.ም ብመሰረት ኣብ በርሊን ዝተፈራረሙዎ ስምምዕነት ሓበራ ኮሚሽንን ድሌት…

ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ረቂቅ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀት ብር 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብምፅዳቕ ጉባኤኡ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣብ 5ይ ዘመን ስራሕ መበል 18 ስሩዕ ጉባኤኡ ረቂቅ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀት ብር 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ካልኦት ኣዋጃትን ብምፅዳቕ ኣኼቡኡ ዛዚሙ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣብ አጠቃቅማ ምሕደራ መሬትን ፕላን ከተማን ዝነበረ ፀገም…

መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ግድብ ገናሌ ዳዋ III ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክምረቕ ኢዩ

መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ግድብ ገናሌ ዳዋ III ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክምረቕ ኢዩ ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)250 ሜጋ ዋት ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ዓቕሚ ዘለዎ ግድብ ገናሌ ዳዋ III፥ 26 ጥሪ 2012 ዓ.ም ከምዝምረቕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። መፈልፈሊ ሓይሊ…

ኣብ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣብ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ቀፂሉ ውዒሉ። ኣብ ስታዲየም…