Fana: At a Speed of Life!

መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን አብ ባንክታት ሕፅረት ጥረ ገንዘብ ኣጋጢሙ ምንባሩ ይፍለጥ። ኮይኑ ግና ካብ 22 ጥሪ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ብቢልዮናት ዝቑፀር ናይ ብር ኖት ናብ ክልልና ኣትዩ ናብ ኩለን ባንክታት ኣብ ምክፍፋል ይርከብ ። ይኹን እምበር…

መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ 6 ፀወታታት ከተኣናግድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ፅባሕ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ቀፂሉ ክውዕል ኢዩ። ኣብቲ ናይ ፅባሕ መርሃ ግብሪ ድማ ሽዱሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ መቕለ 70 እንደርታ…

ዩኔስኮ ዓለም ለኻዊ ፀገማት ንምፍታሕ ዝገብሮ ፃዕሪ ፍሉይ መግለፂኡ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኔስኮ ዓለም ለኻዊ ፀገማት ንምፍታሕ ዝገብሮ ፃዕሪ ፍሉይ መግለፂኡ ምዃኑ ፌዴሪኢ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ነዜ ዝገለፃ፥ ኣብ ምቕራፅን ምስፍሕፋሕን ትምህርቲን ሰናይ ኣስተዋፅኦን ኣድሂቡ ምኽረ ሓሳብ ዘቕርብ ኮሚሽን ዓለም…

ቫይረስ ኮሮና ናብ ትግራይ ከይኣቱ እኹል ምክልኻል እናተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቻይና ጀሚሩ ናብ ዝቸፈላለያ ሃገራት ዓለም እናተዛመተ ዝርከብ ቫይረስ ኮሮና ናብ ክልል ትግራይ ንከይኣቱ እኹል ምክልኻል እናተገበረ ምዃኑ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ርእየ ኢሳያስ…

ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይተ ለማ መገርሳ ምስ ፈረንሳይ መዘነኦም ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይተ ለማ መገርሳ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ፈረንሳይ ፍሎረንስ ፓርሊ  መዘነኦም ተዛትዮም። ብሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይተ ለማ መገርሳ ዝምራሕ ላዕለዎት መኮንናት ኢትዮጵያ ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ብቅድሚ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ…

ኣሜሪካ ንኤርትራውያን ሓዊሱ ንዜጋታት ሽዱሽተ ሃገራት ትህቦ ናይ ስደት ቪዛ ከልኪላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ሃገሮም ንኤርትራውያን ሓዊሱ ንዜጋታት ሽዱሽተ ሃገራት ትህቦ ናይ ስደት ቪዛ ከልኪሎም። እቲ ኽልከላ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ፣ ናይጀሪያ፣ ታንዛኒያ፣ ሱዳን፣ ኪርጊዝታንን ማይንማርን ኢዩ ተነቢሩ። እቲ ሓዱሽ መምርሒ፥…

ኣብ መንጎ ወረዳ እንደርታን ወረዳ አብዓላን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር አብ ስራሕቲ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዘድሃበ ዑደት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ. ሲ)ኣብ መንጎ ወረዳ እንደርታን ወረዳ አብዓላን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር አብ ስራሕቲ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዘድሃበ ዑደት ምክያዱ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓት ወረዳ እንደርታ ገሊፁ። ኣብቲ ዑደት ካብ 17 ጣብያታት ክልቲአን ወረዳታት ዝተውፃእፀኡ…

ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብምትኳር ብብርኪ ሚኒስትራት ኣብ ዋሸንግተን እናተሳለጠ ዝቐነየ ድርድር ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ. ሲ)ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብምትኳር ብብርኪ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዋሸንግተን እናተሳለጠ ዝቐነየ ድርድር ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ተዛዚሙ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ተጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ክዛዘም ዝግበኦ ዝነበረ ድርድር፥ ክሳብ ትማሊ ዓርቢ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት፥ ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበሩዎ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ሚኒስትር ልምዓት ደኒ ደቡብ ኮሪያ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ልምዓት ደኒ ደቡብ ኮሪያ ኪም ጄይ ዩን ተዛትየን። ክልቲአን ሃገራት ኣብ ክሊ ንብረት ለውጢ ኣየር ሰርሐኦ ዘርከባ ተግባርን ኣብ ልምዓት ደኒ ብሓባር ክሰርሑዎም ኣብዝኽእሉ ዛዕባታትን ኣድሂቦም…