Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሰላምን ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሰላምን ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፀን። ስለዝኾነ ክልቲአን ሃገራት ንዝቕፅሉ ክልተ ዓማውቲ ኣባል ብምዃን ከገልግላ ኢየን። እቲ ቤት ምኽሪ ምክልኻል፣ ምቁፅፃርን ኣፈታትሓን ጎንፂ ሕብረት ኣፍሪካ…

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ታንዛኒያን መዘነኦም ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ማሪ ቱምባ ንዜዛን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ፕሮፌሰር ፓላማ ጋምባ ጆን ካቡዲ ተዛትዮም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ጎናጎድኒ ስሩዕ ኣኼባ…

“መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ” እንትንብል ኩሉ ነገር ብመንፅር ልምዓት ክኸውን ኣለዎ-ዶክተር ኣትንኩት

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዶክተር ኣትንኩት መዝገቡ፥ መንእሰይ ትግራይ…

ብዘይ ገናሕቲ ትሰርሕ ተሸከርካሪት መመላለሲት ኣቐሑት ፈተነ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመጀመርታ ግዘ ብዘይ ገናሕቲ ትሰርሕ ተሸከርካሪት መመላለሲት ኣቐሑት ኣብ ጎደናታት ኣሜሪካ ፈተነ ትገብረሉ ፍቓድ ረኺባ። እታ ተሸከርካሪት ብዘይ ኣሽከርካሪ ወይ ድማ ሓገዝ ሰብ እንተይ ኣድለያ ግልጋሎት ክትህብ ኢያ ተባሂሉ። ኑሮ ብዝተብሃለ…

ኣብ ሞንጎ ክልላት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ዝሕግዝ መፅናዕቲ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ሞንጎ ክልላት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ክሕግዝ ተባሂሉ ኣብ ዝተኻየደ ወፅኢት መፅናዕቲ ኣድሂቡ ምዝታዩ ገሊፁ። ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ሞንጎ ክልላት ዘለዉ ፀገማት ንምፍታሕን ርክበን ንምጥንኻርን ብመፅናዕቲ ዝተሓገዙ ስራሕቲ እናሳለጠ…

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘሎ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ዓለም ለኸ ሓገዝ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተልዓለ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዓለም ለኸ ትካላት ሓገዝ ንኽገብራ ተሓቲቱ። ኣብ ምክልኻል እቲ ዝተልዓለ ዕስለ ኣምበጣ ትኹረት ዝገበረ ዘተን ገለፃን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ስካይ ላይት ተኻይዱ።…

ንዓለም መርኣያ ብዝኾነ ስራሕና ንደብስ ስውኣትና – መንግስቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ  ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘመሓላለፎ ሰሙናዊ መልእኽቲ "ንዓለም መርኣያ ብዝኾነ ስራሕና ንደብስ ስውኣትና!" ክብል ገሊፁ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ህዝቢ ትግራይ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ…

ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ንክኸውን ነበርቲ ከተማ አዲስ ኣበባ ዝተለመደ ኢትዮጵያዊ ባህሊ ምትእንጋድ ክፍፅሙ ይግባእ-ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ መበል 33 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዝምልከት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቲ ጉባኤ 1 ክሳብ 2 ለካቲት 2012 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ እንትኸውን፥ እቶም ኣጋይሽ…

ኣብ ቻይና ቁፅሪ ብቫይረስ ኮረና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 31 ሺሕ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቻይና ግዝኣት ዉሃን ብዘጋጠመ ሕማም ቫይረስ ኮረና ዝልከፉን ህይወቶም ዝስእኑን ሰባት  ካብ እዋን ናብ እዋን ብዝለዓለ ቁፅሮም መጠን ይውስኽ ምህላዉ ተገሊፁ። ብሄራዊ ኮሚሽን ጥዕና እታ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ከምዝበሎ፥ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝሞቱ ሰባት…

ነፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ወርሒ ሓምለ ስርሑ ብዕሊ ክጀምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ስርሑ ኣብ ወርሒ ሓምለ 2012 ዓ.ም ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕነት 54 ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝኸተማ ኮሚሽነር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ሙቻንጋ ኣልበርት ገሊፆም። 28 ሃገራት…