Fana: At a Speed of Life!

ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ ዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሎሚ ምሸት ከተኣናግድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ። መበል 30 ሰሙን ፀወታታት እቲ ሊግ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም እንትካየዱ÷ ኣብቲ ሊግ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ዝርከባ ጋንታታት ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት…

ካብ ቦሌ ካርጎ ክሳብ ኣቃቂ ድልድል እናተሰርሐ ኣብ ዝርከብ ስራሕቲ ልምዓት ብምዝዛም ንህዝቢ ክፍቲ ክንገብር ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ካብ ቦሌ ካርጎ ክሳብ ኣቃቂ ድልድል እናተሰርሐ ኣብ ዝርከብ ስራሕቲ ልምዓት ብምዝዛም ንህዝቢ ክፍቲ ክንገብር ኢና” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን÷ “ሎሚ ንጉሆ ካብ ቦሌ…

ትካላት ፋይናንስ መካተቲን ድሕንነቱ ኣብ ዝተሓለወን ግልጋሎት ዲጂታል ፋይንስ ብትኹረት ከምዝሰርሑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ፋይናንስ መካተቲን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ግልጋሎት ዲጂታል ፋይንስ ተፀበፃ ኣብ ምግባር ብትኹረት እናሰርሑ ከምዝኾኑ ገሊፆም። ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ፋይናንስ÷ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ምክታት ዘሎ ክፍተት ዓውዲ ፋይናንስ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ንዝለዓሉ ተመጣጣኒ ካሕሳን ቅያር ቦታን ከምዝወሃብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ንዝለዓሉ ተመጣጣኒ ካሕሳን ቅያር ቦታን ከምዝወሃብ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፥ ኣብታ ከተማ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝጠመተ መግለፂ ሂበን። ኣብ…

ጋንታታት መቐለ 70 እንደርታን ወልዋሎን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ መቐለ 70 እንደርታን ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓድግራትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከምዝከተማ ተገሊፁ። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ክልቲኣን ጋንታት ፋይናንሳዊ ዓቕመን ዘጠናኽራሉን ዓርሰን ዝኽእላሉን መገዲ ኣብ ምንዳይ፣…

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 340 ሚሊየን ዶላር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 340 ሚሊየን ዶላር ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ ብሰንኪ ክሌማዊ ለውጢ ንዝተሃሰዩ ኣብ ከባቢታት ቆላ ዝነብሩ ዜጋታት ናብርኦም ንምምሕያሽ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ልዕሊ 3 ሚሊየን ሰባት ተረባሕቲ ክኾኑ ኢዮም…

ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ መናእሰይ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ መናእሰይ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ተዓዊተን። እተን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ኢየን ተዓዊተን ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ኣትሌት ማርታ ኣለማየሁ፣ ኣሳየች ኣይቸውን ሮቤ ዲዳን…

ልዕሊ 310 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 310 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። ካብ 13 ክሳብ 19 መጋቢት 2016 ዓ.ም ብመሰረት ዝተገበረ ክትትል  189 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ኣታዊን 121 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ሰደድ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ንዝኾነ መፍትሒ ልምዓት መሰረት ንምንባር ብፅንዓት ደው ምባላ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ንዝኾነ መፍትሒ ልምዓት መሰረት ንምንባር ብፅንዓት ደው ምባላ ኣረጋጊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ዞባ ምዕራብ ኦሞ ዑደት ምክያዶምን በቲ ዘካየድዎ ዑደት ዝተሰምዖም ታሕጓስን…

ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ኣብ ኡጋንዳ መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ነበር ኣፈ-ጉባኤ የጋንዳ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣብ ኡጋንዳ ኢንተቤ ዝተኸበረ መርሃ ግብሪ ሽልማት ዝኽሪ ነበር ኣፈ-ጉባኤ ጃኮብ ኦላንያ የጋንዳ ተሳቲፎም። ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ኣብ መናእሰይ ኣብ ዘድሀበ መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ፥ መናእሰይ…