Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ኤርና ሶልበርግ ተዛትየን። ኣብቲ ዘተ፥ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈርያት ካሚል፣ ሚኒስትር መናእሰይ፣ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ወይዘሮ ያለም ፀጋይ፣ ጅግና ሲ.ኤን.ኤን ዓመተ 2019…

ፎረም ቢዝነስ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ካናዳ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ቢዝነስ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ካናዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቀዋሚት ተፀዋዒት ጉዳያት ኣምባሳደር ማህሌት ኣብ ዝገበረኦ መኽፈቲ ዘረባ፥ ኢትዮጵያን ካናዳን ካብ 1948 ዓ.ም ጀሚረን ጥንኩርን ኩለመዳያዊ…

ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ኤርና ሶልበርግ ተዛትም። ክልቲኦም መራሕቲ፥ ኣብ ክልተኣዊ፣ ቐጠናዊን ዓለም ለኻዊን ዛዕባታት ኣድሂቦም ምዝታዮም ተገሊፁ። ኤርና ሶልበርግ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልወን…

ኣብ ከባቢ ድሬዳዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 16 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ድሬዳዋ 20 ኪሎ ሜትሮ ርሒቓ ኣብ ትርከብ ከባቢ ላስ ዴሬ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 16 ሰባት ሓሊፉ። ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ከባቢ 11 ሰዓት ዘጋጠመ እቲ ሓደጋ ትራፊክ፥ ካብ ዝሞቱ ሰባት ብተወሳኺ 5 ሰባት ከቢድ፣ 7 ሰባት ድማ ቀሊል ጉድኣት…

መበል 70 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢጋድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 70 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ /ኢጋድ/ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣብ ከይዲ ቅድመ ምስረታ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ብዝርዝር ገምጊሙ። ተናሓናሕቲ ውድባት እታ ሃገር፥…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛትም። ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብ…

መራሒ ኣልቃይዳ ቃሲም ኣል ራይሚ ኣብ የመን ተቐቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራሒ ኣልቃይዳ ዝነበረ ቃሲም ኣል ራይሚ ጦር ሰራዊት ኣሜሪካ ብዝፈነዎ መጥቃዕቲ ኣብ የመን ምቕታሉ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። ኣሜሪካ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓያን ካብ 2015 ጀሚሩ ንጉጅለ ራዕዲ ኣልቃይዳ እናመርሐ ዝነበረ ቃሲም ኣል ራይሚ ኣብ የመን…

መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚሮም። ክሳብ ሕዚ ድማ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌህን ፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን መናንጋጋዋን ኣትዮም ኣለዉ።…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣባላት ቦርድ ፋውንዴሽን ቢግ ዊን ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን መቐመጢኡ ኣብ እንግሊዝ ምስ ዝገበረ ኣባላት ቦርድ ፋውንዴሽን ቢግ ዊን ተዛትዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ፀገም ድኽዳኸ ንምውጋድ ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ…