Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ንዝገብሩዎ ዑደት እናተገበረ ዝርከብ ምድላው ብዝምልከት ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ 5 ክሳብ 7 ለካቲት 2012 ዓ.ም ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ንዝገብሩዎ ዑደት እናተገበረ ዝርከብ ምድላው ብዝምልከት ዘተ ተሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ካብ ድሕሪ ፅባሕ ጀሚሮም ኣብ…

ኣብ ሰደድ ፍሪያት ዘለው ዕድላትን ፀጋታትን ብሙሉእ ዓቕሚ ንምጥቓም ዝኽእል ስልጠና ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዘፈራት ኣንእሽተይን ማእኽሎዎትን ማንፋኽቸሪንግ ኢንዱስትሪ፣ ኣብ ሰደድ ፍርያት ዘለው ዕድላትን ፀጋታትን ብሙሉእ ዓቕሚ ንምጥቃም ዝኽእል ስልጠና ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ስልጠና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ን10 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኾን፥ ኣንእሽተይን…

መበል ሳልሳይ መድረኽ ፎረም ቢዚነስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል ሳልሳይ መድረኽ ፎረም ቢዚነስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ብኣሰናዳኣይነት ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ዝተዳለወ እንትኸውን፥ “ኣብ ልዕሊ ህዝብታት፣ ፕላኔትን ምዕባለን መዋዕለ ንዋይ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ።…

ፍርያቶም ትሕቲ ደረጃ ዝኾኑ 9 ፋብሪካታት ስጉምቲ ተወሲዱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያቶም ትሕቲ ደረጃ ኣብ ዝኾኑ ትሽዓተ ፋብሪካታት ስጉምቲ ምውሳዱ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኣገዳዲ መለክዒ ፅሬት ደረጃ ኢትዮጵያ ዘየማልኡ ፍርያት እናፍረዩ ኣብ ዝረኸቦም ትሽዓተ ፋብሪካታት ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኢዩ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት መሃሙዱ ቡሃሪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ መሃሙዱ ቡሃሪ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ትኹረት ብምግባር ልዝብ ከምዝገበሩ…

ሽግ ሓርነት ደደቢት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታትን ከተማታትን ዞባ ማእከል ኣቀባብላ ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ሽግ ሓርነት ደደቢት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታትን ከተማታትን ዞባ ማእከል ኣቀባብላ ተገይሩላ። እታ ሽግ ሓርነት ካብ ደደቢት ዝተበገሰት እንትትከውን፥ ኣብ ከተማታት ኣክሱም፣ ራማ፣ ኣሕስኣን ዓድዋን ከምኡ እውን ወረዳ ኣሕፈሮም፣ ናዕዴር ዓዴትን ታሕታይ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕዚዳንት ኬንያ ኣራፕ ሞይ ይሳተፋ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ብሄራዊ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕዚዳንት ኬንያ ዳንኤል ኣራፕ ሞይ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብ ስታዲየም ንያዮ እናተካየደ ዝርከብ እቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኡሁሩ ኬንያታ፣…

ቻይና ምስ ኮሮናቫይረስ ብዝተተሓሓዘ ላዕለዎት ሰብመዚ ሰጒጓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቻይና ላዕለዎት ሰብመዚ ግዝኣት እታ'ቲ ቫይረስ ዝተልዓለላ ግዝኣት ሁበይ ተሰጒጐም። ካብ ሓላፍነቶም ካብ ዝተሰጎጉ ላዕለዎት ሓለፍቲ፥ ሓላፊ ኮሚሽን ጥዕና፣ ዋና ፀሃፊ እቲ ገዛኢ ፓርቲ ተረቋሕቲ ኢዮም። ምክትል ሓላፊ ቀይሕ መስቀል እቲ ከባቢ…

ብዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ሱዳንን ግብፂን ዝተገበረ ውፅኢት ድርድር ማዕቐፍ ሕጊ ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ምግማጋም ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ምስ ልኡኻት ሱዳንን ግብፂን ዝተገበረ ውፅኢት ድርድር ማዕቐፍ ሕጊ ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ምግማጋም ጀሚሩ። እቶም ሚኒስትር፥…

መበል 33 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንኣፍሪካ ናብ ዝሐሸ ብርኪ ዘሰጋግሩ ውሳነታት ዝተመሓላለፉሉ ኢዩ – ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 33 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንኣፍሪካ ናብ ዝሐሸ ብርኪ ዘሰጋግሩ ውሳነታት ዝተመሓላለፉሉ ከምዝነበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምዝዛም እቲ ጉባኤ ኣመልኪቶም መልእኽቲ…