Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ስሉጥን ፍትሓውን ስርዓት መገልገላይነት ንኽህሉ ሪፎርምታት ቤት መዘጋጃ ምምሕያሽ የድሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ስሉጥን ፍትሓውን ስርዓት መገልገላይነት ንኽህሉ ሪፎርምታት ቤት መዘጋጃ ምምሕያሽ ከም ዘድሊ ተገሊፁ። ብሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትርን ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዙርያ…

ጉዕዞ ዝኽሪ መበል 123 ዓመት ዕለተ መስዋእቲ ጀነራል ኣሉላ ኣባነጋ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰብ-ሕድሪ ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ ጉዕዞ ዝኽሪ መበል 123 ዓመት ዕለተ መስዋእቲ ጀነራል ኣሉላ ኣባነጋ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩዎ። እቲ ጉዕዞ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ሎሚ መዓልቲ ድማ ተጓዓዝቲ ካብ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮውሃንስ ራብዓይ…

ዕላማታት 11 ለካቲት ብሓዱሽ ወለዶታት ዝያዳ እናተኾልዑ ክቕፅሉ ኢዮም – ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በዓል 11 ለካቲት ምኽንያ ብምግባር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ንመናእሰይ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ዶክተር ደብረፂዮን ኣብ መልእኽቶም፥ ዕላማታት 11 ለካቲት…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ዳንኤል ኣራፕ ሞይ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ዳንኤል ኣራፕ ሞይ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ። ንኣስታት 24 ዓማውቲ ፕሬዚዳንት ኬንያ ብምዃን ዝመርሑ ዳንኤል ኣራፕ ሞይ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ 95 ዓመቶም ካብዚ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ይፍለጥ።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ንኣውሮፕላናት ብኬሚካል እናፀረገ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ንኣውሮፕላናት ብኬሚካል እናፀረገ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ መገዲ ኣየር ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ካብ ውሽጢ ዝገብሮም ልዑል ቅድመ ጥንቃቐታት፥ ካብ ቻይናን እቲ ቫይረስ ተራኢዩወን ካብ ዝተብሃላ ሃገራትን…

ውድድር ብስክሌት ቱር ለካቲት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ብስክሌት "ቱር ለካቲት" ሽግ ሓርነት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝተጀመረሉ በረኻ ደደቢት ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣብቲ ውድድር ብስክሌት፥ ካብ ቤልጅየም፣ ጀርመንን ኬንያን ዝተወከሉ ተቐዳደምቲ ይሳተፉ ኣለዉ። ብተወሳኺ ካብ ክልል ደቡብ ወራቤ…

የመን ካብ ዓለም እቲ ዝኸፍአ ሰብኣዊ ቅልውላው ከምዘንፀላለዋ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ የመን ካብ ዓለም ዝኸፍአ ሰብኣዊ ቅልውላው ከምዘንፀላለወ ተገሊፁ። ካብ ዓለም ዋና ዋና ገበርቲ ሓገዝን ትካላት ርዳእታን ዓቢዪ ሓደጋ ንዘንፀላለዎም የመናውያን ሓገዝ ንምትእኽኻብ ኣብ ብራስለስ ዘተ ከምዝገበሩ ተሓቢሩ። ህይወት ብሚሊየን…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዋና ፀሓፊት ጉዳያት ፖለቲካን ህንፀት ሰላምን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዋና ፀሓፊት ጉዳያት ፖለቲካን ህንፀት ሰላምን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሮዝሜሪ ዲያካርሎ ተዛቲየን። ኣብ እዋን እቲ ዘተ ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝጣየሽ ጀሚሩ ዝሰርሖም ዘሎ ስራሕቲ ብዝምልከት…

ኣብ ሰደድ ፍሪያት ዘለው ዕድላትን ፀጋታትን ብሙሉእ ዓቕሚ ንምጥቓም ዝኽእል ስልጠና ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዘፈራት ኣንእሽተይን ማእኽሎዎትን ማንፋኽቸሪንግ ኢንዱስትሪ፣ ኣብ ሰደድ ፍርያት ዘለው ዕድላትን ፀጋታትን ብሙሉእ ዓቕሚ ንምጥቃም ዝኽእል ስልጠና ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ስልጠና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ን10 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኾን፥ ኣንእሽተይን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መፃኢ ሓሙስ ኣብ ዘካይዶ ህፁፅ ኣኼቡኡ ረቂቕ ኣዋጅ ኤክሳይዝ ታክስ ከፅድቕ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝቕፅል ሓሙስ ኣብ ዘካይዶ ህፁፅ ኣኼቡኡ ረቂቕ ኣዋጅ ኤክሳይዝ ታክስ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ባይቶ ወከል ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ መፃኢ ሓሙስ 5 ለካቲት 2012 ዓ.ም 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ኣኼቡኡ ከካይድ…