Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓረብ ንዝተውፃእፅኡ ኢትዮጵያውያን ኣብ ስታዲየም ሸባብ ኣል ኣህሊ ዱባይ ብምርካብ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2012 ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ስታዲየም ሸባብ ኣል ኣህሊ ዱባይ ብምርካብ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓረብ ንዝተውፃእፅኡ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ እቲ ስነ-ስርዓት፥ ካብ ስዑድ ዓረብ፣…

ዕለተ መውሃቢ ድምፂ ሃገራዊ ምርጫ 2012 ዓ.ም 23 ነሓሰ ንክኸውን ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2012 ኤፍ.ቢ.ሲ)ዕለተ መውሃቢ ድምፂ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ብመሰረት ዝተመሓየሸ ሰሌዳ ጊዜ 23 ነሓሰ ክኸውን ከምዝተወሰነ ተገሊፁ። ኮንፈረንስ መዳርግቲ ኣካላት ምርጫ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። መመሓየሺ ሓሳብ እቲ ሰሌዳ ጊዘ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ናብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብታ ሃገር ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ከካይዱ ኢዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ሕቡራት ኢሜሬታት…

ሱዳን ካብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ሽማ ንምሕኻኽ ንኣመሪካውያን ካሕሳ ክትከፍል ተሰማሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሱዳን ካብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ሽማ ንምሕኻኽ ንምውፃእ ንቤተሰብ ናይቶም ኣብ የመን ዝተቐተሉ ኣሜሪካውያን ባሕረኛታት ካሕሳ ክትከፍል ተሰማሚዓ። እቶም 17 ኣመሪካውያን ባሕረኛታት ኣብ ሓንቲ የመናዊት ወድብ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2000 ዓ.ም.…

ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ትኹረት ዝገበረ “ፓነል” ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ኩነታት እዛ ሃገርን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ትኹረት ዝገበረ “ፓነል” ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።   እቲ መድረኽ ዘተ ብምትሕብባር ስብከተ ወንጌል ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያንን መምርሒ ተልእኾ…

ኣብ ከተማ ኣላማጣ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር ዓስራይ መላእ ፀወታታት ስፓርት ትግራይ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ 23 ጥሪ ክሳብ 5 ለካቲት 2012 ዓ.ም ብኣሰናዳእነት ከተማ ኣላማጣ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር ዓስራይ መላእ ፀወታታት ስፓርት ትግራይ ሎሚ ተዛዚሙ። ብውድድራት ኦሎምፒክ ሰቲት ሑመራ ብ44 ወርቂ፣ 28 ብሩርን 26 ነሓስን ብድምር ብ98 ሜዳልያታት…

ኣብ ቻይና ቁፅሪ ብኮሮናቫይረስ ዝሞቱ ሰባት ኣዝዩ ከምዝወሰኸ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብታ ቀንዲ ማእከል ለበዳ ኮሮናቫይረስ ዝኾነት ግዝኣት ሁበይ ቻይና ቁፅሪ መወትቲ ኣዝዩ ከምዝወሰኸ ተገሊፁ። ትማሊ 242 ሰባት ብኮሮና ቫይረስ ብምምዋቶም ኣብ ሓደ መዓልቲ ዝበዝሐ ምውታት ዝተመዝገበላ ዕለት ኮይና ኣላ ተባሂሉ። ብዘይካ'ዚ ቁፅሪ…

ዝፍነዉ ዝተዛብዑ ሓበሬታታትን ዘረባታት ፅልኣትን ብዝምልከት ዝቐረበ ኣዋጅ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ዝፍነዉ ዝተዛብዑ ሓበሬታታትን ዘረባታት ፅልኣትን ንምክኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ 5 ለካቲት 2012 ዓ.ም ኣብ ዘሳለጦ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ኣኼቡኡ፥  ዝተዛብዑ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ኣዋጅ ኤክሳይዝ ታክስ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ኣዋጅ ኤክሳይዝ ታክስ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ 5 ለካቲት 2012 ዓ.ም 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ኣኼቡኡ ዘካየደ እንትኸውን፥ ረቂቕ ኣዋጅ ኤክሳይዝ ታክስ ብዝምልከት ቀዋሚ…

ኣብ ከተማ ጅማ ሰልፊ ድጋፍ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ከተማ ጅማን ከባቢኣን ዝመፅኡ ነበርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ጅማ ሰልፊ ድጋፍ ኣሳሊጦም። እቶም ተሳተፍቲ፥ “ሰባት ብሰንኪ ፖለቲካዊ ኣረኣእየኦም ክፅረፉ ኣይግባእን” ክብሉ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ብተወሳኺ ህዝቢ ኦሮሞ ምስ ብሄር…