ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 አዲስ አበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ስዑድ ዓረብ ኣምሪሖም። እቶም ፕሬዚዳንት ናብ ሪያድ ዝተጉዓዙ፥ ንጉስ ስዑድ ዓርብ ሰልማን ቢን ኣብዱልኣዚዝ ብመሰረት ዝገበሩሎም እንግዶት ምዃኑ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብረታዊ ቃልሲ ካብ ዝተወለዐሉ 11 ለካቲት 1967 ዓ/ም ክሳብ ምውዳቕ ደርግ ንዝነበሩ ተጋደልቲ ኣፍልጦ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ብረታዊ ቃልሲ ካብ ዝወለዐትሉ 11 ለካቲት 1967 ዓ/ም ክሳብ ምውዳቕ ስርዓት ደርግ ንዝነበሩ ተጋደልቲ ክብሪን ኣፍልጦን ትማሊ ተዋሂቡ። እቲ ትማሊ ዝተሳለጠ ምሃብ ክብርን ኣፍልጦን፥ ንመስረቲ እቲ ውድብ፣ ፈፀምቲ ስራሕ፣ ብብርኪ ማእከላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት መበል 45 ዓመት ምጅማር ዕጥቃዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ተግራይ ብምኽንያት መበል 45 ዓመት ምጅማር ዕጥቃዊ ቃልሲ 11 ለካቲት ውድባዊ መግለፂ ሂቡ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብዛ ሃገር ንዝነበረ ወፅዓ፣ መፅቀጥትን ማእለያ ዘይብሉ ግፍዕታትን እምቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቫይረስ ኮረና ካብ ዝተጠቕዓ ሃገራት ዝመፅኡ 465 ሰባት ክትትል ይግበረሎም ኣሎ-ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስታት 125 ሺሕን 850 ዝኾኑ ተጓዓዝቲ ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርመራ ከምዝሓለፉ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር እዋናዊ ኩነታት ቫይረስ ኮረና ብዝምልከት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ 3 ሺሕን 538 ተጓዓዝቲ በቲ ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ ኣብ 100 ሄክታር መሬት ዝዓርፍ ሪል እሰቴት ክህነፅ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፂዮን ገ/ሚካኤል ኣብ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ጣብያ ሞሞና ንዝህነፅ መንበሪ ኣባይቲ ሪልስቴት እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም። ድሕሪ ምንባር እቲ እምነ ኩርናዕ መቐለ ዓለም ለኸ ኸተማ እያ ዝበሉ ዶ/ር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል 11 ለካቲት ድሙቐን ሰላማዉን ኮይኑ ንክሓልፍ ኣድላዪ ምድላው ተወጊኑ ኢዩ – ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ትግራይ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 አዲስ አበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል 11 ለካቲት ፍፁም ሰላማዉን ድሙቕን ኮይኑ ክሓልፍ ኩሉ ዓይነት ምድላው ከምዝገበረ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ተኪኡ ምትኩ ንጋዜጠኛታት ኣብዝሃቡዎ መብርሂ፥ ክሳብ ሕዚ ኣብ በቢ ከባቢኡ ዝተኻየደ ድሙቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ዝነበሮም ዑደት ዛዚሞም 135 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብመሓዝ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 አዲስ አበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ዝነበሮም ዑደት ብምዝዛም ሰነድ ጉዕዞ ስኢኖም ኣብ ዝኸፍአ ፀገም ዝነበሩ 135 ኢትዮጵያውያን ሒዞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ኢትዮጵያውያን ሰነድ ጉዕዞ ስለዘይብሎም ካብ…
ስፓርት ፈላማይ ስፖርታዊ ውድድር መኪና ኣብ መቐለ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ስፖርታዊ ውድድር መኪና ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ። እቲ ውድድር ፎኔክስ ብዝተብሃለ ማሕበር ስፖርታዊ መኪና ዝተሰናደአ እንትኸውን፥ 15 ካብ ኣዲስ ኣበባ 8 ድማ ካብ መቐለ ዝተዓደሙ ተወዳደርቲ ተሳቲፎም። ንመፈሐምታ እዋን ኣብታ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣውሮፓ ብሕማም ቫይረስ ኮሮና ንፈለማ ግዘ ህይወት ሓደ ሰብ ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራት ኣውሮፓ ካብ ውሽጢ ብሕማም ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ንፈለማ እዋን ህይወት ሓደ ሰብ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እተን ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ህይወተን ዝሓለፈ ጓል 80 ዓመት ሽማግለ፥ ንዑደት ካብ ቻይና ግዝኣት ሁቤይ ዝመፅኣ ምዃነን ሚኒስቴር…
ስፓርት ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ብሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ዝተካየደ ብሕታዊ ፀወታ መበል 14 ሰሙን ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ። ኣብ መይዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ንሃዋሳ ከተማ ዘተኣናገደት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ፥ 5 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ…