Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ለውጢ ንምሕጋዝ ኣሜሪካ ልዑል መዋእለ ንዋይ ፈሰስ ከምትገብር ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ኩለመዳይ ለውጢ ንምሕጋዝ ኣሜሪካ ልዑል መዋእለ ንዋይ ፈሰስ ከምትገብር ሚኒስትር ጉዳት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ኣፍሊጦም። ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ…

ሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛትየን። ኣብቲ ዘተ ዝተሳተፉ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ከምዝበሉዎ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ…

ዶክተር ፋንታ ማንደፍሮ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዶክተር ፋንታ ማንደፍሮ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም። ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 5ይ ዙር 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ህፁፅ ጉባኤኡ እናሳለጠ ይርከብ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ላቀ…

ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ። ነቲ ጉባኤ ብመደረ ዝኸፈተኦ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ወይዘሮ ሎሚ በዶ፥ እቲ ጨፌ ትልሚን በጀትን ዓመተ 2012 ኣፅዲቑ ናብ ስራሕ ምስ ኣተወ ኣብቲ ክልል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓትን ሰናይ…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ህፁፅ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ህፁፅ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ጉባኤኡ ዝጀመረ እንትኸውን፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቡ ክዝቲ ኢዩ ተባሂሉ። ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዘመሓላልፍን ሽመታት…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ንዕዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። ፖምፒዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ ድማ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣቀባብላ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 79 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሓምለ ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 79 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ብምዝታይ ውሳነታት ሂቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ብመጀመርታ ደረጃ ዝተዛተየ ኣብ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀትን ኣሸፋፍና ወፃኢን መንግስቲ…

ፅባሕ ዝሳለጥ ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ኣብቲ ክልል ዘሎ ፀፅታ ብዝምልከት ትኹረት ክገብር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ዝሳለጥ ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ኣብቲ ክልል ዘሎ ምኽባር ልዕልነት ሕጊን ፀፅታን ብዝምልከት ትኹረት ብምግባር ከምዝዝቲ ተገሊፁ። ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፈ ኣብ ዝተኻየደ ዓስራይ ስሩዕ ጉባኤ…

ትካል ሓባሲ ንብዓት ዘቕርቦም ናይ እርማት ስጉምቲታት እናተተግበሩ ከምዘይኮነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ሓባሲ ንብዓት ኣብ ዘቕርቦም ናይ እርማት ስጉምቲታት ኣብ ታህተዋይን ማእኸላይን ብርኪ ምሕደራ መንግስቲ ግቡእ መልሲ ከምዘይረኽቡ ተገሊፁ። እቲ ትካል ንኽልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ሽዱሽተ ወርሒ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይግምግም ኣሎ።…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝኣቱ ቁፅሪ መሳርሒታት ኲናት እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከባቢታት ዶብ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝኣቱ ቁፅሪ መሳርሒታት ኲናት እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ። ኣብ ኣተገባብራ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመሓዳድራን ቁፅፅርን መሳርሒታት ኲናት ዘድሃበ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ብኣሰናዳእነት ሚኒስትር ሰላም ዝተሳለጠ እቲ…