Fana: At a Speed of Life!

ኮንፈረንስ ስድራ ስዉኣት ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳለጥ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፈረንስ ስድራ ስዉኣት ካብ ሎሚ መዓልቲ ክሳብ 15 ለካቲት 2012 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ከም ዝሳለጥ ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ገሊፁ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ወይዘሮ ኪሮስ ሓጎስ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ እቲ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ክልል ዓፋር ኣብዛ ሃገር ዘሎ ለውጢ ብምድጋፍ ሰለማዊ ሰልፍታት ተሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ክልል ዓፋር ኣብዛ ሃገር ዘሎ ለውጢ ብምድጋፍ ሰለማዊ ሰልፍታት ተሳሊጦም። እቶም ሰልፍታት ኣብ ወረዳ ሃንሩካ፣ በያሎ፣ ፍሉይ ወረዳ ኣርጎባን ኣዋሽ ሱባህ ኪሎን ዝተሳለጡ ኢዮም። እቲ ትማሊ ዝተሳለጠ ሰልፊ፥ “ምዕባለ…

ኢታማጁር ሹም ጀኔራል ኣደም መሓመድ ምስ ስዑድ ዓረብ መዘነኦም ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢታማጁር ሹም ፌዴሪኢ ጀኔራል ኣደም መሓመድ ምስ ስዑድ ዓረብ መዘነኦም ጀኔራል ፋያድ ኣል ሩዋይሊ ተዛትዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ብዓውዲ ምክልኻል ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ዘሎ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛትዮም።…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ወፃኢን ትሕብብር ልምዓትን ኔዘርላንድስ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ወፃኢን ትሕብብር ልምዓትን ኔዘርላንድስ ሲግሪድ ካግ ተዛትየን። ኣብ ዓውታት ምትሕብባር ኢትዮጵያን ኔዘርላነድስን ኣድሂበን ከምዝተዛተያ ተገሊፁ። ኔዘርላንድስ ኣብ ዓውዲታ ሕርሻን…

ሆቴል ስካይ ላይት ደረጃ 5 ኮኾብ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ንሆቴል ስካይ ላይት ሓዊሱ ናይ ኣርባዕተ ሆቴላት ደረጃ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ሆቴል ስካይ ላይት ደረጃ ሓሙሽተ ኮኾብ እንትረክብ፥ ሆቴላት ዴንቨርን ዓለም ለኻዊ ሆቴል በላይን በዓል ክልተ ኮኾብ ደረጃ ተዋሂቦም።…

ነበር ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ብገበን ግዕዝይና ምርመራ ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ኤኔሪኬ ፔና ኔቶ ብገበን ግዕዝይና ተጠርጢሮም ምርመራ እናተበረሎም ምዃኑ ተገሊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ካብ ግዕዝይና ብተወሳኺ ኣብ ገበን ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብን ስልጣን ብዘይግቡእ ምጥቃምን ከምዝጥርጠሩ እውን ፍልላት…

ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጴጥሮስ ብቫይረስ ኮረኖ ዝተለኸፉ ሕሙማት ንምቕባል ዘኽእሎ ስራሕቲ ምዝዛሙ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጴጥሮስ ብቫይረስ ኮረኖ ዝተለኸፉ ሕሙማት ንምቕባል ዘኽእሎ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ምውጋኑ ኣፍሊጡ። እቲ ሆስፒታል ቫይረስ ኮሮና ሃንደበት ናብ ውሽጢ ዓዲ እንተኣትዩ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሕሙማት ንኸተኣናግድ…

ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ልዕሊ 5 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ብምኽንያት ሕማም መንሽሮ ጫፍ ማህፀን ህይወተን ከምዝሓልፍ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ልዕሊ 5 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ብምኽንያት ሕማም መንሽሮ ጫፍ ማህፀን ህይወተን ከምዝሓልፍ ተገሊፁ። ሕማም መንሽሮ ጫፍ ማህፀን ብዝምልከት፥ ሙሁራት ናይቲ ዓውዲ፣ ሚኒስትር ጥዕና፣ ከምኡ እውን ካልኦት ኣጋር ኣካላት ዝተሳተፉሉ…

ንዝኽሪ ኢንጅነር ስመኘው በቀለ ዝተሰርሐ ሓወልቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ዋና መካየዲ ስራሕ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኢንጅነር ስመኘው በቀለ ዝተሰርሐ ዝኽሪ ሓወልቲ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብ ስነ- ስርዓት ምረቓ እቲ ሓወልቲ፥ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ፣ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን…

ኣብ ከተማ ጋምቤላ ለውጢ ዝድግፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጋምቤላ ለውጢ ዝድግፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ መናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ሓዊሱ ኣብ ከተማ ጋምቤላን ከባቢኣን ዝነብሩ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ነበርቲ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ…