ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ልምዑነት ሓመድ ብ53 ሚኢታዊ ወሲኹ-መፅናዕቲ ምሁራን Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ንዓመታት ዝዘለቐ ዝተዋደደ ዕቀባ ሓመድን ማይን ብምስርሑ ልምዑነት ሓመድ እቲ ክልል ብ53 ሚኢታዊ ከምዝወሰኸ ምሁራን ዩንቨርስቲ መቐለ ኣፍሊጦም። እቶም ምሁራን ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓመታት ዝተሰርሐ ዕቀባ ሓመድን ማይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገም ኣጠቓቕማን ግዳማዊ ሓደጋን ኣፋውስ ንምቅላል 6 ማእኸላት ተጣይሸን Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፀገም ኣጠቓቕማን ግዳማዊ ሓደጋን ኣፋውስ ንምቅላል ዝኽግዙ ሽዱሽተ ማእኸላት ምጥያሸን በዓል መዚ ቁፅፅር ምግቢን ኣፋውስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ኣጠቓቕማ ኣፋውስ ተተሓሒዞም ዝፍጠሩ ፀገማት ንምፍታሕ ፃዕሪ እናተገበረ ምዃኑ ዳይሬክተር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መገዲ ኣየራት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ልዕሊ 29 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝስእኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ትራንስፖርትኣየር መገዲ ኣየራት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2020 ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና 29 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ክስእኑ ከምዝኽእሉ ኣገንዚቡ። እቲ ማበሕር ድሕሪ ዓሰርተ ዓመት ንፈለማ ግዘ ድሌት ትራንስፖርት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መራሕቲ ደቡብ ሱዳን ናይ ሓባር መንግስቲ ከቑሙ ተሰማሚዖም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪርን መቐናቕንቶም ሪክ ማሻርን ዝተውሃቦም ገደብ ግዜ ቅድሚ ምብቅዑ ሓባራዊ መንግስቲ ከቑሙ ተሰማሚዖም። እቲ ምዕባለ ዝመፅአ፥ ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ቤተ መንግስቲ ጁባ ብሓሙስ ድሕሪ ዝገበርዎ ርክብ እዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘፈር ሕርሻ ንምዝማን ዘኽእል ኣማራፂ ስትራቴጂክ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዘፈር ሕርሻ ንምዝማን ዘኽእል ቀፃሊ ኣማራፂ ስትራቴጂክ መፅናዕቲ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መፅናዕቲ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ምስ ኤጀንሲ ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ብምትሕብባር ከምዘካየዱዎ ተገሊፁ። ውፅኢት ናይቲ መፅናዕቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዶ/ር ኣትነኩት መዝገቡ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ትግራይ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ተዓዚቡ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሓላፊ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ክልል ትግራይ ዶክተር ኣትነኩት መዝገቡ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ እቲ ክልል መኽፈቲ ስነ ስርዓት ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ተዓዚቡ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ኣብ ዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ነቲ ሕዚ ዘሎ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ነቲ ሕዚ ዘሎ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ኣብ ስታዲየም ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ብዙሓታ ነበርቲ እታ ከተማን ከባቢኣን ተሳተፍቲ ኮይኖም ኢዮም። እቲ ሰልፊ ንቀዳማይ ሚኒስትር…
ቴክኖሎጂ 160 ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ መርሃ ግብሪ ዲጂታል ትምህርቲ ተረባሕቲ ኮይነን Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማልት) 160 ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ እቲ ክልል መርሃ ግብሪ ዲጂታል ትምህርቲ ተረባሕቲ ንክኾና ከምዝገበረት ኣፍሊጣ። ኣተሓባባሪ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ማልት ኣይተ ንጉሰ ገብረክርስቶስ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ክልል ትግራይ…
ስፓርት ኣትሌት ኣባብል የሻነህ ክብረ ወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ሰይራ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ራስ ኣል ቃይማህ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣባብል የሻነህ ክብረ ወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊታ። እታ ጓል 28 ዓመት ኣትሌት፥ ብ 1 ሰዓት 4 ደቒቕን 31 ካልኢትን ብምእታው እያ ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሸብር ባልቻ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ኣሸብር ባልቻ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኮይኖም ምሻሞም ተገሊፁ። ኣይተ ኣሸብር ቅድሚ ሕዚ ኣብ ነበር ኢንስቲቲዩት ቴክኖሎጂ ማይ ኣርባ ምንጭ ብሜካኒካል ምህንድስና ናይ መጀመርታ ዲግሪ ዝተቐበሉ እንትኾኑ፥ ካብ ዩኒቨርሲቲ…