Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣምቦ ኣብ ልዕሊ ንድጋፍ ሰልፊ ዝወፅኡ ሰባት ብዝተደርበየ ቡምባ 29 ሰባት ቆሲሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣምቦ ትማሊ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድን ሰልፊ ብልፅግናን ንምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ዘካይዱ ዝነበሩ ሰባት ብዝተደርበየ ቡምባ 29 ሰባት ከም ዝቖሰሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን  ፓሊስ ኦሮሚያ ኣራርሳ መርደሳ ኣብ ዝሃብዎ…

ስወኣትን ስድራ ስዉኣትን ሎሚ ጥራሕ ኣይኮናን እንዝክሮም –  ዶ/ር ደብረፅዮን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት መቐለ  ንክልተ መዓልታት ክሳለጥ ዝቐነየ 4ይ ዙር ክልላዊ ኮንፈረንስ ስድራ ስውኣት ተዛዚሙ። እቲ ኮንፈረንስ፥ "ብደም ደቅና ዝተረጋገፀ ሰላም፣ ሰናይ ምምሕዳርን ልምዓትን ብፀረ ህዝቢ ሓይልታት ኣይዝረግን" ዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ድራምባ ንግድን ኢንዳስትሪ ኣክስዮን ማሕበር ፈላማይ ጉባኤኣ ኣሳሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ድራምባ ንግድን ኢንዳስትሪ ፈላማይ ስሩዕ ጉባኤኣ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጣ። ኣካያዲ ስራሕ እታ ኣክስዮን ማሕበር ኣይተ ኣሰፋ ተገኝ ከምዝበልዎ፥ ድራምባ ንግድን ኢንዳስትሪ ኣክስዮን ማሕበር ካብ ትምስረት ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 150 ሚልዮን ብር ካፒታል…

ሪክ ማቻር ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር መራሒ ጉጅለ ዓመፅቲ ሱዳን ንዝነበሩ ሪክ ማቻር ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ገይሮም ሾይሞምዎም። እቶም ፕሬዚዳንት ንሪክ ማቻር ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ገይሮም ዝሾሙዎም፥ ክልቲኦም መራሕቲ ናይ ሓባር መንግስቲ…

ሚኒስትርራት ጥዕና ኣፍሪካ ኣብ ጉዳይ ቫይረስ ኮሮና ኣድሂቦም ይዝትዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትርራት ጥዕና ኣፍሪካ ኣብ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና /ኮቪድ-19/ ተሓጋጊዝካ ምክልኻልን ምላሽ ምሃብ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታትን ኣድሂቦም ይዝትዩ ኣለዉ። እቲ ዘተ ብዛዓባ ኮቢድ ዝምለከቱ ሓደሽቲ መረዳእታታት ንምልውዋጥን እቲ ለበዳ…

ኣብ ልዕሊ ሓላፊ ፀፅታን ቡራዩን ካልኦትን መጥቃዕቲ ብምፍፃም ህይወት ዘጥፍኡ ኣካላት ክትትል ብምግባር ስጉምቲ ከምዝውሰድ ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ቡራዩ ኣብ ልዕሊ ሓላፊ ፀፅታን ካልኦትን መጥቃዕቲ ብምፍፃም ህይወት ዘጥፍኡ ኣካላት ተኸታቲሉ ስጉምቲ ከምዝወስድ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ቡራዩ ሓላፊ ፀፅታ እታ ከተማ…

ኢትዮ-ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ህዝቢ ብቐረብኡ ዝግልገለሉ ስራሕቲ እናሰረሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ህዝቢ ብቐረብኡ ዝግልገለሉ ስራሕቲ እናሰረሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ነዚ ናይ ተገልገልቲ ግዘን ጉልበትን ዝቑጥብ ኣሰራርሓ ዝሕግዝ ተወሳኺማእኸል መሸጣ ኸፊቱ። እቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቐ ማእኸል መሸጣ ኣብ ክፍለ ከተማ…

ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዱከም ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዱከም ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቶም ሰልፈኛታት፥ “ኣብዛ ሃገር ዝስራሕ ዘሎ ስራሕቲ ለውጢ ንድገፍ ኢና! ኣብ ጎድኒ ኣመራርሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኢና!” ዝብሉን ካልኦትን…

ኣብ ዞባ ቦረና ከተማ ያቤሎ ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቦረና ከተማ ያቤሎ ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብ ስታዲየም እታ ከተማ ኣብ ዝተሳለጠ ሰለማዊ ሰልፊ፥ ነበርቲ እታ ከተማን ከባቢኣን ተሳቲፎም። እቶም ሰልፈኛታት ኣመራርሓ እቲ ለውጢ ንዝኾኑ ዶክተር…

ኣብ ትግራይ ልምዑነት ሓመድ ብ53 ሚኢታዊ ወሲኹ-መፅናዕቲ ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ንዓመታት ዝዘለቐ ዝተዋደደ ዕቀባ ሓመድን ማይን ብምስርሑ ልምዑነት ሓመድ እቲ ክልል ብ53 ሚኢታዊ ከምዝወሰኸ ምሁራን ዩንቨርስቲ መቐለ ኣፍሊጦም። እቶም ምሁራን ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓመታት ዝተሰርሐ ዕቀባ ሓመድን ማይን…