Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ኣብ ደቡብ ሱዳን ሓባራዊ መንግስቲ ምጥያሹ ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተነሓናሕቲ ሓይሊታት ደቡብ ሱዳን ሓባራዊ መንግስቲ ንምጥያሽ ብምብቀዖም ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪርን መራሒ ጉጅለ ዓመፅቲ ደቡብ ሱዳን ዝነበሩ ሪክ ማቻርን ብሄራዊ…

ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ዝፀንሑ 60 ዜጋታት ምሕረት ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብዝተፈላለየ ምኽኒያታት ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ንዝፀንሑ 60 ዜጋታት ምሕረት ገይሩሎም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን ንኢቢሲ ከምዝበልዎ፥ መንግስቲ ክሲ 60 ዜጋታት ብምቁራፅ ምሕረት…

ጂ ኤን ቢ ዝተብሃለ ትካል ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ ኣበ ፍርያታት ቴክኖሎጂ ክዋፈር ከምዝገደሊ ገሊፁ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኡ ኣብ ካሊፎርኒያ ዝኾነ ጂ ኤን ቢ ዝተብሃለ ትካል ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ መፍረያይነት ኣብ ዘዕብዩ ፍርያታት ቴክኖሎጂ ናይ ምውፋር ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ። ፕሬዚዳንት እቲ ትካል ኬን ሃሪሰን ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ጀማል…

ባምላክ ተሰማ ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ቻምፒየንስ ሊግ ኣፍሪካ ብዳይነት ክመርሕ ኢዩ

አዲስ አበባ ፣ የካቲት 16 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያዊ ኢንተርናሽናል ዳይና ባምላክ ተሰማ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ቻምፒየንስ ሊግ ኣፍሪካ ብዳይነት ክመርሕ ኢዩ ተባሂሉ። ባምላክ ተሰማ ጋንታ ቲፒ ማዜምቤ ኣብ ሜዳኣ ንጋንታ ሞሮኮ ራጃ ካዛብላንካ እተተኣናግደሉ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ብዋና ዳይነት…

ኣብ ኩዌት፣ ባህሬንን ኣፍጋኒስታንን ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩዌት፣ ባህሬንን ኣፍጋኒስታንን ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም። ኣብ ቻይና ግዝኣት ሁቤይ ከተማ ዉሃን ዝተልዓለ ቫይረስ ኖብል ኮሮና፥ ካብ ቻይና ወፃእ ናብ ብዙሓት ሃገራት እናተላበደ ይርከብ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኩዌት፣…

ኣብ ረቂቕ ሰነድ ብሄራዊ ፖሊሲን ስትራቴጂን ማይ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ረቂቕ ሰነድ ብሄራዊ ፖሊሲን ስትራቴጂን ማይ ትኹረት ዝገበረ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ፥ እዋኑ ዝሓቶ ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ምስንዳእ ኣድላዪ ብምዃኑ እቲ መድረኽ ዘተ ምድላዉ ገሊፆም።…

ፓርቲታት ፖለቲካ ከማልእዎም ዝግብኡ ዝርዝር ጉዳያት ክሳብ 3 መጋቢት ከማልኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ንስርዓት ምዝገባ ዝሕግዙ ከማልእዎም ዝግብኡ ዝርዝር ጉዳያት ክሳብ 3 መጋቢት 2012 ዓ.ም ከማልኡ ከምዝግባእ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ቁፅሪ ኣዋጅ ምዝገባን ምርጫን ፓርቲታት ፖለቲካ 1162/2011…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ብምድጋፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ብምድጋፍ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ። እቶም ሰልፍታት ኣብ ክልል ቤንሻንጉልጉምዝ ከተማ ኣሶሳ፣ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሮቤን ሞጆን ኢዮም ተሳሊጦም። ኣብቲ ሰልፊ ዝተሳተፉ…

ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ዘገልገሉ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንብዙሕ ዓመታት ኣማኻሪ ስነ-ቁጠባ /Economist/ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ብምዃን ዘገልገሉ ላዕለዋይ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ካብዚ ዓለም ተፈሊዮም። ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ፣ ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ ሕክምና ፀኒሖም ሎሚ…

ፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ብሰብውልቀ ሃፍቲ ተጋሩ ክውነን ዘኽእል ምድላዋት ከምዝተወገነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ብሰብሃፍቲ ተጋሩ ክውነን ይግባእ ክብል ቤትምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ትካል ኣይተ ኣሰፋ ገብረስላሴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ፌደራል መንግስቲ ዝተፈላለያ ትካላት ልምዓት…