Fana: At a Speed of Life!

ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ዝፀንሑ 63 ዜጋታት ክሶም ብምቁራፅ ካብ ቤት ማእሰርቲ ክወፅኡ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብዝተፈላለየ ምኽኒያታት ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ንዝፀንሑ 63 ዜጋታት ክሶም ብምቁራፅ ካብ ቤት ማእሰርቲ ክወፅኡ ከምዝተወሰነ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጌ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ገሊፁ። ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ነዚ ጉዳይ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ዢንፒንግ ብስልኪ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ዢንፒንግ ኣብ ጉዳይ ቫይረስ ኮሮና ኣድሂቦም ብስልኪ ተዛትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት እናተሰርሑ ዝርከቡ ፃዕሪታት ሓዊሱ ኣብ ካልኦት…

ዓለም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣበርቲዓ ክትሰርሕ ይግባእ  – ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም በቢ መዓልቱ ኣስጋኢነቱ እናወሰኸ ዝመፅአ  ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ክትዳሎ ከምዝግባእ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝርከቡ ልዕሊ 80 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፉ ማዕኸናት ዜና ዓለም ይሕብሩ…

ስልጠና ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ብብርኪ ፌዴራል ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስልጠና ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ብብርኪ ፌዴራል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይወሃብ ኣሎ። ኣባል ፈፃሚት ስራሕ እቲ ፓርቲ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣብ መኽፈቲ እቲ ስልጠና ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ እቲ ሰልጠና ኣብ ሃገራዊ ለውጢን ነቲ ለውጢ ስዒቦም ዝተወሰዱ…

2ይ ፎረም ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ፎረም ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኣፍሪካን ሻድሻይ ፎረም ዘላቒ ልምዓት ኣፍሪካን ኣብ ዚምባብዌ ይካየድ ኣሎ። እቲ ፎረም “ኣብ ዝቕፅሉ ዓሰርተ ዓማውቲ ብምዕባለ ትልወጥ ኣፍሪካ” ብዝብል መሪሕ ቓል ኢዩ ኣብ ከተማ ቪክቶሪያ ፎልስ…

ርክብ ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ብሚኒስቴር ሰላም ዝተሰናድአ እንትኸውን፥ ምሁራን፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ስሙያት ሰባትን ይሳተፉ ኣለዉ።…

መበል 124 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ንምዝካር ዝካየድ ጉዕዞ ዓድዋ ተጀሚሩ

አዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ፌዴሪኢ መበል 124 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ንምዝካር ዘዳለዎ ጉዕዞ ዓድዋ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣብ መበገሲ እቲ ጉዕዞ፥ ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው ሓወዊሱ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…

ክልላዊ ሰልጠና ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላዊ ሰልጠና ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ምክያድ ጀሚሩ። ስልጠናው በኦሮሚያ ክልል ጅማ ከተማን ጨምሮ በሰንዳፋ ፣ አዳማ እና ባቱ መካሄድ ጀምሯል። እቲ ሰልጠና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ጅማ፣ ሰንዳፋ፣…

ኢትዮጵያን ውድብ ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብን ስምምዕነት ልቓሕ 100 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ውድብ ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብን ስምምዕነት ልቓሕ 100 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪመን። እት ስምምዕነት ልቓሕ፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣቦ መንበር ትካል ፈንድ ልምዓት ከሊፋ ሑሴን ጃሲን ኣልኖዊስ ኢዮም ተፈራሪሞምዎ።…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ኣብ ደቡብ ሱዳን ሓባራዊ መንግስቲ ምጥያሹ ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተነሓናሕቲ ሓይሊታት ደቡብ ሱዳን ሓባራዊ መንግስቲ ንምጥያሽ ብምብቀዖም ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪርን መራሒ ጉጅለ ዓመፅቲ ደቡብ ሱዳን ዝነበሩ ሪክ ማቻርን ብሄራዊ…