Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ ግእዝ ተጣይሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ ግእዝ ሎሚ መዓል ተጣይሻ። ኣብ ስነ-ስርዓት ምጥያሽ እታ ማይክሮ ፋይናንስ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘመሓላለፉ ብመዓርግ ምኽትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ቢሮ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ዶክተር…

መዛዘሚ ፅምብል በዓል 11 ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)መዛዘሚ ፅምብል በዓል መበል 45 ዓመት 11 ለካቲት ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣዲስ ኣበባ ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ። ነቲ በዓል ንዘተሓባብሩን ፀጥታ ዘኽብሩን ኣካላት ኣቐዲሙ መደብ ኦሬንቴሽን ከምዝተውሃቦም ማሕበር መናእሰይ ትግራይ…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሻድሻይ ጉባኤ ፓወሪንግ ኣፍሪካ ተሳቲፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተሳለጠ መበል ሻድሻይ ጉባኤ ፓወሪንግ ኣፍሪካ ተሳቲፋ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ጎድኒ ንጎድኒ እቲ ጉባኤ፥ ምስ ኣመራርሓታት ባንኪ ኤግዚም ኣሜሪካን ባንኪ ዓለምን፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ…

ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ኔዘርላንድስ ናብ ኢትዮጵያ ዝተመለሰ ዘውዲ ንጥንታዊ ቤተ ክርስትያን ስላሴ ጨለቖት ሎሚ መዓልቲ ክርከብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ኔዘርላንድስ ናብ ኢትዮጵያ ዝተመለሰ ዘውዲ ንጥንታዊ ቤተ ክርስትያን ስላሴ ጨለቖት ሎሚ መዓልቲ ከምዝርከብ ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ኣፍሊጡ። “ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ብምስራቕ ናብ ወፃኢ ዓዲ ዝወፅኡ ቅርስታት ምምላስን…

“ምልክት ሕማም ቫይረስ ኮረና ተራእይዎ ኢዩ” ብዝብል ተጠርጢሩ ኣብ መዕቖቢ ማእኸል ተፈሊዩ ዝነበረ ወልቀ ሰብ ካብቲ ሕማም ናፃ ከምዝኾነ ተረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)”ምልክት ሕማም ቫይረስ ኮረና ተራእይዎ ኢዩ” ብዝብል ተጠርጢሩ ኣብ መዕቖቢ ማእኸል ተፈሊዩ ዝነበረ ወልቀ ሰብ ካብቲ ሕማም ናፃ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ተጠርጣሪ ቅድሚ ሓሙሽተ መዓልታት ካብ ቻይና ቤጂንግ ናብ ኢትዮጵያ…

ሓይሊ ኤሊክትሪክ ትማሊ ምሸት ኣብ መላእ እዛ ሃገር ንምንታይ ተቛሪፁ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ኤሊክትሪክ ትማሊ ምሸት ኣብ መላእ እዛ ሃገር ተቛሪፁ ነይሩ። ትማሊ ደሕሪ ውሱናት ሰዓታት ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝረኸቡ እንትኾኑ፥ ዝተረፉ ድማ ክሳብ ሐዚ እቲ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ ኣሎ። ዳይሬክተር ኮርፖሬት ኮሙዩኒኬሽን…

ናይጀርያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኽፈ ሰብ ከም ዝረኸበት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰበስልጣን ናይጀርያ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፈ ሓደ ሰብ ከምዝረኸቡ ገሊፆም። እቲ ኣብ ከተማ ሌጎስ ዝተረኸቡ ሰብ፥ ካብ ሚላኖ ዝተጓዕዘ ኢጣልያዊ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቲ ኢጣልያዊ ዜጋ ኣብታ ከተማ ዝሰርሕ እንትኾን፥ ካብ ሚላኖ ናብ ሌጎስ…

ሰላም ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ናብ ንቡር ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰላም ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ናብ ንቡር ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ። ኣብዚ ቕነ ሰላም ክልቲኡ ህዝብታት ናብ ንቡር ንምምላስ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጡ ይዝከር። ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፈ ከምዝገለፆ፥ ክልቲኦም ህዝብታት…

በዓል ዓወት ዓድዋ ብድምቀት ንምኽባር ዘኽእሉ ምድላዋት ይሳለጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕለተ ሰኑይ 23 ለካቲት ዝኽበር መበል 124 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ብድምቀት ንምኽባር ዘኽእሉ ምድላዋት ይሳለጡ ምህላዎም ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኩሉሻብ በብዓመቱ ለካቲት 23 ዝኽበር በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ…

2ይ ዙር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 28 ለካቲት ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ካልኣይ ዙር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝጅመረሉ ግዘ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ካልኣይ ዙር ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 28 ለካቲት 2012 ዓ.ም ከምዝጅመሩ እቲ ፌዴሬሽን ነተን ጋንታታት ኣብ ዝለኣኾ ደብዳቤ…