Fana: At a Speed of Life!

ቤት ፍርዲ ዝመርሖ ማእኸል ስምምዕ ንምጥንኻር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ዝመርሖ ማእኸል ስምምዕ ንምጥንኻር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተኸቲሙ። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራልን ማእኸል ስምምዕን ግልግልን ዳይነት ኢትዮጵያን ኣብ ውሽጢ ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል ዝተጣየሸ ቤት ፍርዲ ዝመርሖ ማእኸል ስምምዕ…

ኣብ ባህሬን ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ንምኽፋት ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባህሬን ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ፌዴሪኢ ንምኽፋት ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ። ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ዝተመርሐ ጊጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ፥ ኣብታ ሃገር ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ምኽፋት ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ…

ሚኒስትር ሰላምን ሲቪክ ማሕበራትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ማዕቐፍ ትሕብብር ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላምን ሲቪክ ማሕበራትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ማዕቐፍ ትሕብብር ከምዝተዳለወ ተገሊፁ። ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብቲ ማዕቐፍ ትሕብብር ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት እናተሳለጠ ይርከብ። እቲ ማዕቐፍ…

ቫይረስ ኮሮና ዝተረኸበለን ቁፅሪ ሃገራት ኣፍሪካ 6 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ዝተረኸበለን ሃገራት ኣፍሪካ ቁፅረን ካብ ሰለስተ ናብ ሽዱሽተ ክብ ከምዝበለ ተገሊፁ። ኣቐዲሙ እቲ ቫይረስ ዝተረኸበለን ናይጄሪያ፣ ግብፂን ኣልጄሪያን እንትኾና፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ሞሮኮ፣ ቱኒዚያን ሴኔጋልን ብቫይረስ ኮሮና…

ባህሊ ሓቢርካ ምንባርን ፍቕሪን ከባቢ ምብራቕ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅና ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋን ክልል ሃረሪን ዘካይድዎ ስልጠና ይቕፅል ኣሎ። ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ስልጠና ድማ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ ሙሁመድ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪን…

ጣሊባን ኣብ ልዕሊ ወታሃደራት ኣፍጋኒስታን ዝገብሮ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጣሊባን ኣብ ልዕሊ ወታሃደራት መንግስቲ ኣፍጋኒስታን ዝገብሮ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ዕለተ ቀዳም ስምምዕ ሰላም ዝፈረመ እቲ ጉጅለ፥ ድሕሪ ክልተ መዓልቲታት እዩ ነዚ መግለፂ ሂቡ ዘሎ ተባሂሉ። ጣሊባን ምስ…

ኣብ እስራኤል ኣብ ዝተኻየደ ሓፈሻዊ መረፃ ፓርቲ ሊኲድ ይመርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እስራኤል ብዝተገበረ ሓፈሻዊ ምርጫ ክሳብ ሐዚ ብዘሎ ውፅኢት ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ቤንያሚን ኔታንያሁ ዝመርሕዎ ፓርቲ ሊኲድ ይመርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ቦርድ ምርጫ እስራኤል ከምዝበሎ፥ ኣብ መላእ እታ ሃገር ድምፂ ካብ ዝተውሃበ እቲ…

ትዊተር ሰራሕተኛታቱ ኣብ ገዝኦም ኮይኖም ንኽሰርሑ ኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ቴክኖሎጂ ትዊተር ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ብዝብል ሰራሕተኛታቱ ካብ ገዝኦም እንተይወፅኡ ስረሖም ክሰርሑ ኣዚዙ። እቲ ትካል ኣብ ሆንግ ኮንግ፣ ፓንን ደቡብ ኮሪያን ዝርከቡ ሰራሕታኛታቱ ኣብ ውሽጢ ገዝኦም ኮይኖም ናይ ምስራሕ ግቡአ…

ብኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዕላዊ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ዝገበረ ብፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ እታ ሃገር መሓመድ ዓሊ ሁመድ ብዝቐረበሉ እንግዶት ኢዩ።…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣባላት ማሕበር ሰብ ታክሲ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሬኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ማሕበር ሰብ ታክሲ ኣዲስ ኣበባ ተዛትዮም። እቶም ኣባላት፥ ቅድሚ እቲ ዘተ ኣብ ፕሮጀክት ምውቃብ ሸገርን ኣብ እንጦጦ እናተሳለጡ ዝርከቡ ስራሕቲን ሓዊሱ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየዱ…