Fana: At a Speed of Life!

ኢራን ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምቁፅፃር ብዝብል 45 ሺሕ እሱራት ብግዚያዊነት ፈቲሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢራን ዝርገሐ ቫይረስ ኮቪድ-19 ንምቁፅፃር ብዝብል ብዙሓት ሰባት ኣብ ዝርከቡለን ኣቢያተ ህንፀት ዝርከቡ 45 ሺሕ እሱራት ብግዚያዊነት ምፍተሓ ተገሊፁ። እቶም እሱራት ምርመራ ተገይሩሎም ካብቲ ቫይረስ ናፃ ምዃኖም ምስተረጋገፀ ከምዝተፈትሑ ኣቐባሊ…

ኣባላት ቤት ምኽሪ ፌደራልን ክልልን ኣብ ምርግጋፅ ውክልና ህዝቢ ብዝምለከት ምስ ካቢኔ ክልል ትግራይ ይዛተዩ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ቤት ምኽሪ ፌደራልን ክልልን ኣብ ምርግጋፅ ውክልና ህዝቢ ብዝምለከት ምስ ካቢኔ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዘተ የሳለጡ ኣለው። እቶም ወከልቲ ህዝቢ፥ ናብ ዝወከሎም ህዝቢ ወሪዶም ኣብ ዝተመረፁሉ ከባቢ ምስ ህዝቢ ክዝትዩ ድሕሪ ምፅናሕ…

3ይ ዙር መልእኽቲ ስልኪ 8100 መተኣኻኸቢ እቶት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተጀመረሉ ታሽዓይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ሳልሳይ ዙር መልእኽቲ ስልኪ 8100 መተኣኻኸቢ እቶት ብፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ብዕሊ ተጀሚሩ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብቲ እዋን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥…

5ይ ጉባኤ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓምሻይ ጉባኤን ምርኢትን ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ንኽልተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ ጉባኤ፥ ልዕሊ 100 ዓለም ለኸ ኩባኒያታት ኣቪዬሽን እናተሳተፉ ይርከቡ። ብመሰረት እዚ መራሕቲ መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ፣ ሰብ ስልጣናት…

ቁፅሪ ቋንቋታት ስራሕ ፌዴራል ምውሳኽ በዓል ብዙሕ ልሳን ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ይሕግዝ – ሙሁራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቁፅሪ ቋንቋታት ስራሕ ፌዴራል ምውሳኽ በዓል ብዙሕ ልሳን ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ከምዝሕግዝ ሙሁራት ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ካብ ኣምሓርኛ ብተወሳኺ ኣፋን ኦሮሞ፣ ትግርኛ፣ ሶማልኛን ዓፋርኛን ቋንቋ ስራሕ ፌዴራል ንኽኾኑ ወሲኑ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ኣምባሳደርነት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘገልግሉ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ኣምባሳደርነት ሂበን። ብመሰረት እዚ፦ 1. ኣይተ ብርሃኑ ፀጋዬ 2. ወይዘሮ ያለም ፀጋይ 3. ወይዘሮ ሂሩት ዘመነ 4. ኣምባሳደር ማርቆስ ተክሌ…

ግድብ ህዳሰ ንህያብ ወይድማ ብናይ ካሊእ ወገን ትእዛዝ ዝስራሕ ፕሮጀክት ከምዘይኮነ ክፍለጥ ይግባእ – መንግስቲ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ናይ ምህናፅ ምሉእ መሰል ዘለዋ ምዃኑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸውን ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለን…

ጋንታታት ስሑል ሽረን ሃዋሳ ከተማን ምስ ኣሰልጠንተን ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋንታታት ፕሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ስሑል ሽረን ሃዋሳ ከተማን ምስ ኣሰልጠንተን ተፈላሊየን። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መልቀቒ ደብዳቤ ዘእተዉ ኣሰልጣኒ ጋንታ ስሑል ሽረ ሳምሶን ኣየለ፥ ካብታ ጋንታ ከምዝተፈላለዩ ካብ ሶከር ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ኣብ ሓደ መዓልቲ ካብ ስልጣኑ ዝወረደ ኣፍሪካዊ ፕሬዚዳንት

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ጒኒ-ቢሳው ኣብ ሓደ እዋን ክልተ ፕሬዚደንትታት ዝመርሑዋ ሃገር ኢያ። ግዝያዊ ፕሬዚዳንት ጒኒ-ቢሳው ኮይኑ ከገልግል ብፓርላማ ዝተመዘዘ ሲፕሪያኖ ካሳማ፥ ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ካብ ስልጣኑ ከም ዝወረደ ኣፍሊጡ። እቲ ድሕሪ'ቲ ኣብ ዝሓለፈ ታሕሳስ…

ጨረር ዘፈልፍሉ መሳርሒታት ኣቕሑት ዝጥቀሙ ትካላት ግንዛበኦም ክዓቢ ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጨረር ዘፈልፍሉ መሳርሒታት ኣቕሑት ዝጥቀሙ ትካላት ግንዛበኦም ክዓቢ ኣብ ምግባር ክስራሕ ከምዝግበኦ ተገሊፁ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣመራርሓታት በዓል መዚ ምክልኻል ጨረርን ኣብ ክሊ ስራሕቲ እቲ በዓል መዚ ኣድሂቦም ተዛትዮም። ዋና…