Fana: At a Speed of Life!

ዴኒስ ሽሚጋል ቀዳማይ ሚኒስትር ዩክሬን ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣26 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ፓርላማ ዩክሬን ንዴኒስ ሽሚጋል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ገይሩ መሪፁ። ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ዩክሬን ኦሌክሲይ ሆንቻሩክ፥ ብሕቶ ፕሬዚዳንት ቮሎዲሚር ዜለንስኪ ስልጣኖም ከምዝለቐቑ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ቮሎዲሚር፥ ፓርላማ እታ ሃገር ንንዴኒስ…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ልዕሊ ብር 1 ቢሊየን ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ልዕሊ ሓደ ቢሊየን ብር ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ አርቱሮ ሉዚን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ። ካብ ውሽጢ እቲ ስምምዕነት ብር…

ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተርኣየ ዕስለ ኣምበጣ ንምክልኻል 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ከምዝገብር ቃል ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም(ፋኦ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝተርኣየ ዕስለ ኣምበጣ ንምክልኻል ዘኽእል 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ከምዝገብር ቃል ኣትዩ። ሚኒስትር ዲኤታ ሕራሻ ኣይተ ሳኒ ረዲ ከምዝበሉዎ፥ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተልዓለ ዕስለ…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኩባኒያ ኮካ ኮላ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኩባኒያ ኮካ ኮላ ተዛትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ምስ ኣቦ መንበር ኮካ ኮላ ጄምስ ኩይንሲን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባኒያ ኮካ ኮላ ኣብ ኣፍሪካ ጃኩዬስ ቨርሚዩለን ኢዮም ተዛትዮም።…

ኣብ እዋን መረፃ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝፍነዉ ናይ ሓሶት ሓበሬታታት ፀገም ከይፈጥሩ ምስራሕ የድሊ – ሙሁራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እዋን መረፃ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝፍነዉ ናይ ሓሶት ሓበሬታታት፥ ፖለቲካዊ ቅልውላው ከይፍጠርን ድሕንነት ዜጋታት ኣብ ሓደጋ ከይወድቕን ምስራሕ ከምዝግባእ ሙሁራት ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ሙሁራት፥…

ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ወከልቲ ህዝቢ ፌደራል፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ክልልን ሓለፍቲ ኣብያተ ዕዮን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ወከልቲ ህዝቢ ፌደራል፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ክልልን ሓለፍቲ ኣብያተ ዕዮን ኣብ ኣዳራሽ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ወከልቲ ህዝቢ ፌደራልን ኣባላት ቤት ምኽሪ ክልልን ናብ ዝተመረፁሎም ከባብታት ትግራይ…

1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዓመት ዕድመ ዘለዎ ቅሪት ኣካል ሽክና ርእሲ ኣብ ክልል ዓፋር ተረኺቡ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 25፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኦልዶዋንን አሹሊያን ዝተብሃሉ መሳርሒታት እምኒ ምስ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዓመት ዕድመ ዘለዎም ዘርኢ ሆሞ ኢሬክተስ ቅሪት ኣካላት ሽክና ርእሲ ኣብ ክልል ዓፋር ተረኺቦም። መጠን ናይቲ ዝተረኸበ ሽክና ርእሲ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ዝርከቡን ሆሞ…

ልዕሊ 31 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ መዓልቲታት ልዕሊ ብር 31 ሚሊየን 641 ሺሕን 620 ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ዝተትሓዙ ኣቕሑት፥ ሓደሽቲን ኣረግቶትን ክዳውንቲን ጫማታትን፣ መነፀራት ዓይኒ፣ ኣቕሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ እዋኖም…

ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ምውጋእ ቫይረስ ኮሮና ርኡይ ተራ እናተዋፅኡ ዝርከቡ ብርቱዕ መራሒ – ቢቢሲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)“ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ምውጋእ ቫይረስ ኮሮና ርኡይ ተራ እናተፃወቱ ዝርከቡ ብርቱዕ መራሒ” ክብል ቢቢሲ ንዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ዘለዎ ናእዳ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ብምዃን እናገልገሉ…

ኣመራርሓታት ሃፍቲ ልምዓት እንስሳ ኣርባዕተ ክልላት መድረኽ ዘተ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት ሃፍቲ ልምዓት እንስሳ ኣርባዕተ ክልላት ምስ ብሄራዊ ኢኒስቲቲዩት ሓለዋ ጥዕና እንስሳት ተዛትዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ክልላት ትግራይ፣ ኦሮሚያ፣ ኣምሓራን ደቡብን ዝተሳተፋ እንትኾና፥ ኣብ ምክልኻል መሰረት ዝገበረ ዝርገሐ፣ ኣወሃህባን…