Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ምብራቕ ባሌ ከተማ ሮቤ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፍ ተኻዱ

ኣዲስ ኣበባ፤ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ባሌ ከተማ ሮቤ ለውጢ ዝድግፍ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ህዝባዊ ሰልፍ ተኻዱ። ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታትን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና! ለውጢ ክፀንዕ ክንገብር ኢና!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ግድብ ህዳሰ ሃገራዊ ሃፍቲ ምፍጣር ዘኽእል ቀንዲ ተግባር ኢዩ-ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሰ ዘድሊ መሰረት ኢነርጂ ብምህናፅ ምዕባለ፣ ዕብየትን ሃገራዊ ሃፍቲን ምፍጣር ዘኽእል ቀንዲ ተግባር ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ  ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። መበል 13 ዓመት እምነ ኩርናዕ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…

ነበርቲ ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ሰልፊ ድጋፍ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅታት ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና! ለውጢ ክፀንዕ ክንገብር ኢና!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ህዝባዊ ሰልፊ…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ከተማ ማያ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ዝመፅአሉ መበል ሻድሻይ ዓመት ዝጠመተ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ከተማ ማያ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ፥ “ብምክብባርን ምድምማፅን ሰላም ክነቐፅል ኢና”፣ ዓወትና ክንሕሉ ኢና፣ ንቐፃሊ ዓወት ብሓባር ክንሰርሕ…

ኣብ ከተማ ጅማን ኣጋሮን ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ዝመፅአሉ መበል ሻድሻይ ዓመት ዝጠመተ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ጅማን ኣጋሮን ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰልፊ፥ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና ለውጢ ክነቐፅል ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ነበርቲ እተን…

ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ክቕፅሉ ንምግባር ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዞባ ኣርሲ ከተማ ኣሰላ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ክቕፅሉ ንምግባር ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዞባ ኣርሲ ከተማ ኣሰላ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ድጋፍ ዝተፈላለዩ መልእኽቲታት ዝተመሓላለፉ እንትኾኑ፥ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ “ዓወትና ክንሕሉ ኢና ንቀፃሊዓወት ብሓባር…

ኣብ ከተማ ሆለታ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ዝመፅአሉ መበል ሻድሻይ ዓመት ዝጠመተ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሆለታ ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰልፊ፥ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና ለውጢ ክነቐፅል ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ ሰልፊ፥ “ሰላም…

ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ኮዬ ፈጬ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ኮዬ ፈጬ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ የካየዱ ኣሎዉ። እቶም ተሳተፍቲ፥ ኣብ ፅባሕ ለውጢ ዝተረኸቡ ጭቡጣት ለውጥታት ኣብ መልእኽቶም ብምዝርዛር ቀፃሊ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ንኽቕፅሉ ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና እቲ ለውጢ ክፀንዕ ክንገብር ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ኩለን ዞባታ እቲ ክልል ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ክቕፅሉ ንምግባር ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፊ እናተኻደ…

ንልምዓት ሕርሻ ኣኸዛ ዘድሊ ዘበናዊ ዱኽዒ ሙሉእ ብሙሉእ ምቕራቡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንልምዓት ሕርሻ ኣኸዛ ዘድሊ 469 ሺሕን 80 ነጥቢ 84 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ሙሉእ ብሙሉእ ምቕራቡ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዝኸውን 19 ነጥቢ 4 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝዕደግን ካብ መንጎ እዚ ድማ…