Fana: At a Speed of Life!

ጣሊያን ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ኣብ መላእ ሃገር ዝግበር ጉዕዞ ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጣሊያን ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ መላእ ሃገር ዝግበሩ ኣኼባታትን ጉዕዞታትን ኣጊዳ። እታ ሃገር ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋትን ንምቁፅፃርን ዝተፈላለዩ ስጉምቲታት እናወሰደት ትርከብ። ብመሰረት እዚ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ሰሜናዊ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሕልፈት ወ/ሮ ነፃነት ኣስፋው ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕልፈት ወይዘሮ ነፃነት ኣስፋው ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሓዘን፥ ወይዘሮ ነፃነት ኣስፋው ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንሰለስተ ዘበናት እቲ ባይቶ ማለት እውን ካብ…

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መጋቢት ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት ተዛትዮም። ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝግበር ዘሎ ድርድር ዝርከበሉ ኩነታት ብዝምልከት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ዓለም ለኸ መሻርኽቲ ትምህርቲ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ዓለም ለኸ ጉጅለ ልኡኽ መሻርኽቲ ትምህርቲ ሚስስ ኣሊስ ኦልብራይት ተዛትየን። ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ መሻርኽቲ ትምህርቲ ዝተፈጠረ ጥንኩር ምትሕብባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ…

ተጋዳሊት ነፃነት ኣስፋው ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነባር ተጋዳሊት ነፃነት ኣስፋው ሎሚ መዓልቲ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊያ። ተጋዳሊት ነፃነት ኣስፋው፥ ኣብ 1970ታት ጋዜጠኛ ሬዲዮ ጀርመን ዝነበረት እንትትኮን፥ ኣብቲ እዋን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ህዝቢ ትግራይ ብስርዓት ደርጊ…

ካብ ቻይና ወፃእ ብለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሪ ልዕሊ 20 ሺሕ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ቻይና ወፃእ ዘለዋ ሃገራት ብለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሪ ልዕሊ 20 ሺሕ ምብፅሑ ተገሊፁ። ኣብ ሃገረ ቻይና ከተማ ዉሃን ዝተወለዐ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19)፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ናብ 100 ዝበፅሓ ሃገራት…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ኣብ ልዕሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃምዶክ ዝተገበረ ፈተነ ቕትለት ኮኒኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃምዶክ ዝተገበረ ፈተነ ቕትለት ኮኒኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ህዝቢ ሱዳን ሰላሙ ንምሕላው ልዑል ዋጋ ብምኽፋል ዝነኣድ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣብ ማሕበራዊ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ዘሳልጦ ጉባኤ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ ኣብ ዘሳልጦ ሓምሻይ ዘበን መበል 13 ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤ፥ ተወሳኺ በጀት ዓመተ 2012 መንግስቲ ፌዴራልን ረቂቕ ኣዋጅ ምምሕያሽ ኣሸፋፍና ወፃኢን…

ክልል ዓፋር ዘሰልጠኖም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ዓፋር ዘሰልጠኖም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ። እቶም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ፥ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ብምስልጣን ከምዘመረቖም ተገሊፁ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ጀኔራል እንዳሻው ጣሰው ተረኺቦም።…

ሓድነት ህዝቢ ንኽሽርሸር ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ፓርቲታት ፖለቲካን መራኸብቲ ሓፋሽን ስጉምቲ ክውሰድ̕ዩ – መንግስቲ

ኣዲስ አበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ባህሊ ሓቢርካ ምንባርን ሓድነትን ህዝቢ ንኽሽርሸር ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ፓርቲታት ፖለቲካን መራኸብቲ ሓፋሽን ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን ንፋና ብሮድካስቲንግ…