Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልዕሊ ፅልኢት ዘረባ ዝፍንዉ ኣካላት ግቡእ ስጉምቲ ክውሰድ ይግባእ – ፓርቲታት ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሓድነት ኢትዮጵያውያን ክሽርሽሩ ዝኽእሉ ናይ ፅልኢት ዘረባታት ኣብ ልዕሊ ዝፍንዉ ኣካላት ግቡእ ስጉምቲ ክወስድ ከምዝግባእ ኣመራርሓታት ፓርቲታት ፖለቲካ ኣተሓሳሲቦም። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት፥ ኣብ ክሊ ናፅልኢት ዘረባ ዝፍንዉ ኣካላትን…

ኣብ ግብፂ ብተግባር ግብረ ራዕዲ ዝተኸሰሱ 112 ሰባት ማእሰርቲ ዕድመ ልክዕ ተበይኑሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግብፂ ኣብ ተግባር ግብረ ራዕዲ ተሳቲፎም ዝተብሃሉ 112 ሰባት ማእሰርቲ ዕድመ ልክዕ ተበይኑሎም። እቶም ውልቀ ሰባት ኣብ ወታደራዊ ቤት ፍርዲ ግብፂ ኢዮም ብገበን ተግባር ግብረ ራዕዲ ትፍኣተኛታት ዝተብሃሉ። እቶም ተኸሰስቲ ኣብ ጣቢያታት…

ኩባኒያ ሩሲያ “X5” ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈርዩ ዕምበባታት ምግዛእ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቢዪ መከፋፈሊ ምግቢ ኩባኒያ ሩሲያ “X5” ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈርዩ ዕምበባታት ምግዛእ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ ኩባኒያ ካብ ኢትዮጵያ ዝገዝኦም ዕምበባታት ናብ ሩሲያ ኣእቲዩ ከከፋፍል ከምዝደሊ ገሊፁ ኣሎ። እቶም ካብ ኢትዮጵያ ዝግዝኡ…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነባር ጋዜጠኛን ተጋዳሊትን ነፃነት ኣስፋው ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነባር ጋዜጠኛን ተጋዳሊትን ነፃነት ኣስፋው ሎሚ መዓልቲ ኣብ መቐለ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ዝርከብ መቓብር ሓርበኛታት ትግራይ ተፈፂሙ። ተጋዳሊት ነፃነት ኣስፋው፥ ኣብ 1970ታት ጋዜጠኛ ሬዲዮ ጀርመን ዝነበት…

መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ብሓደጋ ኣውሮፕላን ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ብሓደጋ ቦይንግ 737 ማክስ 8 ኣውሮፕላን ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ሎሚ መዓልቲ ሓደጋ ኣውሮፕላን ኣብ ዝበፅሐሉ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ከባቢ ወረዳ ገምቢቹ…

ፋኦ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ትውዕል ኣውሮፕላን ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም ( ፋኦ) ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተወለዐ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ትውዕል ኣውሮፕላን ሓገዝ ገይሩ።፡ እቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ዶክተር ካባ ኡርጌሳ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተሳሊጡ። እቶም ሚኒስትር…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 27 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበሉ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ ተወሳኺ በጀት ዓመተ 2012 ብዝርዝር ንኽረአ መሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢፌዴሪ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ረቂቕ ኣዋጃት ብምዝታይ ብዝዝር ንኽረኣዩ ናብ ቀወምቲ ኮሚቴታት መሪሑ ኣሎ። ባይቶ…

ኣብ ዞባ ሰሜን ሽዋ ከተማ መሃል ሜዳ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ቡምባ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሽዋ ከተማ መሃል ሜዳ ብሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተሸንደወ ቡምባ ህይወት 3 ሰባት ምሕላፉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ፀሓፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ምምሕዳር ከተማ ዋና ኢንስፔክተር ጥላሁን ደበበ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓደጋ…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ደብዳቤ ሽመት ኣምባሳደራት 5 ሃገራት ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ሃገሮም ንምውካል ተሾይሞም ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ሓሙሽተ ኣምባሳደራት ደብዳቤ ሽመት ተቐቢለን። ደብዳቤ ሽመት ዘቕረቡ ኣምባሳደራት፦ ኣምባሳደር ፓሃላ ራላጅ ሳናታና ሱጂሽዋራ ጉናራትና ካብ ስሪላንካ፣…

ንሕልፈት 157 ሰባት ምኽንያት ዝኾነ ሓደጋ ቦይንግ 737 ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ እንትዝከር

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቅድሚ ሓደ ዓመት ኣብዛ መዓልቲ እዚኣ፥ ንብረት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኾነት ቦይንግ 737 ኣውሮፕላን ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ናይሮቢ እናተጉዓዘት እነሃለወ ብሃንደበት ተሓመሸሸት። ቁፅሪ በረራኣ ኢት 302 ዝኾነት ኣውሮፕላን፥ 149 መገደኛታትን…