Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ሰላምን ሉኣላውነትን እዛ ሃገር ናይ ምኽባር ተልእኹኡ ብልዑል ተኽእሎ ንምውፃእ ኣብ ዘኽእል ብቕዓት ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕሊ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘነፃፀረ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ንምምካትን ዓፀፋዊ ግብረ መልሲ ንምውሳድን ድሉው ከምዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ጠቅላይ ኢታማጆር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ጀኔራል ኣደም መሓመድ፣ ዋና ኣዛዚ…

ተመራመርቲ ቻይና ኣብ ውሽጢ 15 ደቒቕ ንቫይረስ ኮረና ክፈሊ ዝኽእል መሳርሒ ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተመራመርቲ ቻይና ኣብ ውሽጢ 15 ደቒቕ ንቫይረስ ኮረና ክፈሊ ዝኽእል መሳርሒ ዕላዊ ገይሮም። ብሰብ ሞያታት ሕክምና መተንፈሲ ኣካላት ኣቢሉ ፈተነ ዝተገበረሉ መሳርሒ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ መሳርሒ፥ ነቲ ቫይረስ ካብ ምፍላይ ብተወሳኺ ኣብ ዝተፈላለየ…

ከይዲ ህንፀት ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ሑመራ፣ ኣክሱም፣ ሽረ፣ ማይጨው፣ ዓዲግራትን መቐለን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፀት ፍሉያት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሑመራ፣ ኣክሱም፣ ሽረ፣ ማይጨው፣ ዓዲግራትን መቐለን ይሳለጥ ከመዘሎ ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማለት) ኣፍሊጣ። ህንፀት ፍሉያት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሸራሮ፣ ዓድዋ፣ ኮረም፣ ዓብዪ ዓዲ፣ ኣላማጣን…

ኣብቶም ዝሓለፉ ሽዱሽተ አዋርሕ ብሓደጋ ትራፊክ ሂወት 13 ሰባት ሓሊፉ – ፖሊስ ዞባ መቐለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቶም ዝሓለፉ ሽዱሽተ አዋርሕ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ ሂወት 13 ሰባት ከምዝሓለፈ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ መቐለ ገሊፁ። ኣተሓባባሪ ምፅራይ ሓደጋ ትራፊክ ፖሊስ ዞባ መቐለ ምክትል ኢንስፔክተር ሓዱሽ ካሕሳይ፥ ካብቶም ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ…

ካብ 10 መጋቢት ጀሚሩ ፓስፖርት ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ምሃብ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 10 መጋቢት 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ሓዱሽ ፓስፖርት ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ምሃብ ከምዝጅምር ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን ዜግነትን ወሳኒ ኹነትን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ሙጂብ ጀማል ከምዝገለፁዎ፥ ቅድሚ ሕዚ ሓዱሽ ፓስፖርት…

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ጉባኤ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅቑ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ 5ይ ዓመት 5ይ ዘበን ስራሕ 5ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ምክያዱ ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝረኸብናዮ…

ስዑድ ዓረብ ሃገራት ኣውሮፓ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 50 ሃገራት ማዕቐብ ጉዕዞ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስዑድ ዓረብ ምስ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዙ ናይ ሃገራት ኣውሮፓ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 50 ዝኾና ሃገራት ማዕቐብ ጉዕዞ ኣንቢራ። እቲ ማዕቐብ ጉዕዞ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብታ ሃገር ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ እናወሰኸ ምምፅኡ ስዒቡ ዝመፅአ…

ተዓዋቲ ኦስካር ቶም ሃንክስ ምስ በዓልቲ ቤቱ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተዓዋቲ ኦስካር ተዋሳኢ ቶም ሃንክስን በዓልቲ ቤቱ ሪታ ዊልሰንን ኣብ ኣውስትራሊያ ተመርሚሮም ቫይረስ ኮሮና ከም ዝተረኸቦም ተዛሪቦም። ሃንክስ ኣብ ኢንስታግራም ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ "ከም'ዚ ሰዓል ዝሓዞ ሰብ ድኻም ይስመዐና ነይሩ፤ ገለ ቑርጥማት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ፀጋ ኣራጌ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ንክኾኑ ሽመቶም ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ሓምሻይ ዘመን መበል 14 ስሩዕ ኣኼብኡ ሹመት ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕልኡ ሹመት ሚኒስትራት፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ዝተፈላለዩ ሹመት ሚኒስትራት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ሓምሻይ ዘመን መበል 14 ስሩዕ ኣኼብኡ ሹመት ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት መርሚሩ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ኣኼባ፥ ዶክተር ሊያ ታደሰ ሚኒስትር ጥዕና፣ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ ላዕለዋይ ዓቃቤ…