Fana: At a Speed of Life!

ብዛዕባ እንታይነት ሕማም ቫይረስ ኮሮና እንታይ ይፈልጡ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ንምክልኻልን ዝርግሕኡ ንምጋትን እዞም ዝስዕቡ ነጥቢታት ተግባራዊ ምግባር ከምዝግባእ ሰብ ሞያታት ጥዕና ይመኽሩ። ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኣብ ሃገረ ቻይና ጀሚሩ ናብ ካልኦት ሃገራት ዓለም ኣፍሪካ እውን ሓዊሱ እናተስፋሕፈሐ ይርከብ፡፡ ብመሰረት…

31 ኣምቡላንሳት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከባ ሆስፒታላትን ጣቢያታት ጥዕናን ተኸፋፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ንዝርከባ ሆስፒታላትን ጣቢያታት ጥዕናን 31 ኣምቡላንሳት ኣከፋፊሉ። ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ዶክተር ዮሃንስ ጫላ ከምዝገለፁዎ፥ እተን ኣምቡላንሳት ግልጋሎት ሃንደበታዊ ሓደጋ ሓዊሱ ግልጋሎት ሕክምና…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ክልላት መረፃ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ክልላት መረፃ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ቦርድ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካን ስቪክ ማሕበራትን ዝተሳተፍሉ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ እንታይነትን ኣካልላን ክልል መረፃን ከምኡ እውን…

ኣብ ትግራይ ቫይረስ ኮረና ብዝምልከት ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽአል ነፃ መስመር ስልኪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ቫይረስ ኮረና ብዝምልከት ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽእል ነፃ መስመር ስልኪ ዕላዊ ከምዝኾነ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ሓጎስ ጎድፋይ ከምዝበልዎ፥ እቲ ነፃ መስመር ሰልኪ 6244 ኢዩ። ነፃ…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ሕብረተሰብ ከይተደናገፀ ናይ ገዛእርእሱን ቤተሰቡን ጥዕና ክሕሊ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሕብረተሰብ ከይተደናገፀ ናይ ገዛእርእሱን ቤተሰቡን ጥዕና ክሕሊ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም።   እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮረና ዝተለኸፈ ውልቀ ሰብ ምርካቡ ስዒቡ ኣብ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲየን። ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት ተፋሰስ ኣባይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ የካይድ ኣሎ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥…

ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ብቫይረስ ኮሮና ዝተጠቕዐ ሰብ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተረኸበ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣረጋጊፁ። እቲ ብቫይረስ ኮረና ከምዝተለኸፈ ዝተረጋገፀ ወልቀ ሰብ ጃፓናዊ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ። እቲ ወዲ 48 ዓመት ጃፓናዊ፥…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ኬንያ ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኬንያ ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ተዛትየን። ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበራ ዝርከባ እተን ፕሬዚዳንት፥ ኣብ ኬንያ ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት…

ቫይረስ ኮሮና ኣብ ጎረቤትና ኬኒያ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ኬኒያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተጠቕዐት ጓል ኣነስተይቲ ንመጀመርታ ጊዘ ከምዝረኸበት ኣፍሊጡ።   ሚኒስትር እቲ ቤት ዕዮ ሙታይ ካግዌ፥ እታ ግዳይ ብ5 መጋቢት ካብ ኣሜሪካ ዝመፅአት እኳ እንተኾነት በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፈት…

ማሕበር ኣክሲዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር መገዲ ኣየር ንግዲ ከምዘጣይሽ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር መገዲ ኣየር ንግዲ ከምዘጣይሽ ኣፍሊጡ። መስራቲ እቲ ትካልን ምክትል ኣካቢ ቦርድን ኣይተ መኮነን በየነ፥ እቲ መገዲ ኣየር ናይ ምጥያሽ ሓሳብ ክመፅእ ዝኸኣለ ኣብ ኢትዮጵያ ዘፈር ውልቀን ኣብ ኡንዱስትሪ ኣቪየሽን…