ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ሕብረተሰብ ኣድላዪ ጥንቃቐ ክገብር ይግባእ – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዩ ዘሎ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ሕብረተሰብ ኣድላዪ ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ።
ኣብ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተሳተፉ ዝተፈላለዩ ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ…