Fana: At a Speed of Life!

ብቫይረስ ኮረና ዝተለኸፉ ሰባት ከምዘለውወን ዘረጋገፃ ቁፅሪ ሃገራት ኣፍሪካ 27 በፂሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ 27 ሃገራት ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮረና ዝተለኸፉ ሰባት ከምዘለውወን ኣረጋጊፀን ኣለዋ። ብመሰረት እዚ ብርክት ዝበላ ሃገራት ኣፍሪካ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ ስጉምታት ይወስዳ ኣለዋ። ደቡብ ኣፍሪካ በቲ ቫይረስ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 200 ሺሕ ሊትሮ መሐለዊ ፅሬት ሳኒታይዘር ይከፋፈል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈረየ መሐለዊ ፅሬት ሳኒታይዘር ኣብኣዲስ ኣበባ ናብ ዝርከባ ፋርማሲታት ከነማ እናተኸፋፈለ ምዃኑ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወ ቫይረስ ኮሮና ዝርገሕኡ ንምዕጋት እቲ ከተማ ምምሕዳር ዝተፈላለዩ ቅድመ…

ህንፀት ፕሮጀክት ማይ ግድብ ገረብ ግባ ንክጅመር ክልል መንግስቲ ሓላፍነት ወሲዱን ገንዘብ ተለቂሑን ዝጀመሮ ኢዩ – ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት ማይ ግድብ ገረብ ግባ ንክጅመር ክልል መንግስቲ ሓላፍነት ወሲዱን ገንዘብ ተለቂሑን ከምዝጀመሮ ምክትል ርእሰ ምምሕዳ ክልል ትግራይ ዶክትር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። ቀዳማይ ምዕራፍ ግድብ ገረብ ግባ ተዛዚሙ ስነ-ስርዓት…

ኣይተ ነብዩ ስሑል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ብምዃን ተመዲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ነብዩ ስሑል ሚካኤል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ብምዃን ተመዲቦም። ኣተሓባባሪ ዘፈር ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣወሉ ኣብዲን ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም። ኣብቲ ዝተውሃበ መግለፂ፥…

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ክግበሩ ዝግበኦም ጥንቃቐታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ብምዃኖም እተን ትካላት ብምዕፃው እቶም ተምሃሮ ድማ ነናብ ስድራ ቤቶም ክምለሱ ምግባር፥ እቲ ቫይረስ ከይስፋሕፋሕ እናተወሰዱ ካብ ዝርከቡ ጥንቃቐታት እንትረአ ካብ ረብሑኡ ጉድኣቱ…

ጃክ ማ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዝሕግዝ ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዋናን መስራቲን ኩባኒያ ኣሊ ባባ ጃክ ማ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ንዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ክገብር ኢዩ። እቲ ደገፍ 54 ሃገራት ኣፍሪካ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ንዝገብርኡ ፃዕሪ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ጃክ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ተዛትየን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ትማሊ ዕለት ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣምሪሐን ኢየን። ኣብፃንሒተን ድማ ምስ ፕዚዳንት ኣታ ሃገር ፖል ካጋሜ ተራኺበን ኣብ ርክብ ክልቲአን…

ብሄራዊ ሙዜም ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ንበፃሕቲ ዕፁው ክኸውን ኢዩ – በዓል መዚ ሓለዋን መፅናዕቲን ሓድጊታት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ሙዜም ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንበፃሕቲ ዕፁው ከምዝኸውን በዓል መዚ ሓለዋን መፅናዕቲን ሓድጊታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ በዓ መዚ ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፁ ከምዝፀሓፎ፥ እቲ ሙዜም ቫይረስ ኮሮና ናብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ናይጀሪያ ኣብ መተሓላለፊ መስመር ጋዝ ብዝበፅሐ ኖትጒ ህይወት 17 ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይጀሪያ ኣብ መተሓላለፊ መስመር ጋዝ ብጋጠመ ሓደጋ ኖትጒ ህይወት 17 ምሕላፉ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ፥ ከበድቲ ናይ ፅዕነት ተሽከርካ ኣብ ከባቢ መውፅኢ ጋዝ ምስ ርከቡ ሲሊንደራት ብምልግዑ ዝተፈጠረ ኢዩ ተባሂሉ። በቲ ሓደጋ ካብ ዝሞቱ ሰባት…