Fana: At a Speed of Life!

ግልጋሎት ውሃብቲ ትካላት ኣብ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና እኹል ግንዛበ ንክህልወን ይስራሕ ኣሎ – ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ምስ ፍሰት ቱሪዝም ተኣሳሲሩ ናብ ትግራይ ዝኣትው ዑደተኛታት ጥንቃቐ ዝተመለኦ ግልጋሎት ንክህባ ግንዛበ ናይ ምዕባይ ስራሕቲ ምሃብ ምጅማሩ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ወይዘሮ ብርኽቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሕብተረሰብ ቅድመ ጥንቃቐ ቫይረስ ኮሮና ንኽገብር ሓበሬታ ናይ ምብፃሕ ስራሕቲ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረተሰብ ቅድመ ጥንቃቐ ቫይረስ ኮሮና ንኽገብር ተኸታተልቲ ሓበሬታ ናይ ምብፃሕ ስራሕቲ እናተሰርሐ ምዃኑ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ከተማ ምምሕዳር ከምዝገለፆ፥ ኣብዚ ሶሙን ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወ ቫይረስ ኮሮና ኣቐዲሙ ንምክልኻልን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ 6ይ ሰብ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሻድሻይ ሰብ ምርካቡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ውሽጢ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሆስፒታታልትን ሆቴላትን ናይ ርክብ መርበብ ብምዝርጋሕ እናሰርሐ ምዃኑ…

ልዕሊ ብር 13 ሚሊየን ዝግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ ብር 13 ሚሊየን ዝግመቱን ካልኦት ግምታዊ ዋጋ ዘይወፅአሎም ኣቕሑት ኮንትሮባንድን ተታሒዞም። እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዛሓለፉ ተኸታተልቲ 12 መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝተትሓዙ ምዃኖም ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።…

ሻምፒዮና ፅዋዕ ኣውሮፓ 2020 ንሓደ ዓመት ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ዓመት ክካየድ ተሓሲቡሉ ዝነበረ ሻምፒዮና ፅዋዕ ኩዕሶ እግሪ ኣውሮፓ 2020 ንሓደ ዓመት ንኽናዋሕ ተወሲኑ። እቲ ሻምፒዮና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ ሰነ 2020 ጀሚሩ ንሓደ ወርሒ ንኽካየድ መርሃግብሪ ወፂኡሉ ከምዝነበረ ይፍለጥ።…

ሱዳናዊያን ንህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ገንዘባዊ ሓገዝ ከምዝገብሩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሱዳናዊያን ንህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ገንዘባዊ ሓገዝ ከምዝገብሩ ገሊፆም። ኣብ ቀረባ እዋን ንህንፀት እቲ ግድብ ዝኸውን እቶት ንምትእኽኻብ ብፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ተገይሩ ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ፥ ሱዳናያን እውን ገንዘባዊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ኮሚኒኬሽን ፌዴራል፣ ክልልን ቢሮታት ጥዕናን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ኮሚኒኬሽን ፌዴራልን ክልልን ከምኡ'ውን ሰብ ሞያ ኮሚኒኬሽን ቢሮታት ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፅዎ፥ ኩነታት ምፍጣር ግንዛበ ቫይረስ…

ፖሊሲ ፍትሒን ገበንን ፌዴሪኢ ብቋንቋታት ትግርኛን ኣፋን ኦሮሞን ተተርጒሙ ከምዝተሓተመ ተገሊፁ

አዲስ አበባ፣ መጋቢት 8፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቋንቋታት ኣምሓርኛን እንግሊዘኛን ተሓቲሙ ኣብ ስራሕ ዝነበረ ፖሊሲ ፍትሒን ገበንን ፌዴሪኢ ብቋንቋታት ትግርኛን ኣፋን ኦሮሞን ተተርጒሙ ከምዝተሓተመ ተገሊፁ። እቲ ፖሊሲ፥ ብቋንቋታት ትግርኛ፣ ኣፋን ኦሮሞ፣ ኣምሓርኛን እንግሊዘኛን ኣብ ሓደ መፅሓፍ…

ኣመራርሓ ፋሪብካ ጨርቃመርቂ ማ ጋርመንት 150 ሺሕ ማስክ መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ንኮሚቴ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ኣወፍዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ፋሪብካ ጨርቃመርቂ ማ ጋርመንት 150 ሺሕ ማስክ መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ብምስፋይ ንኮሚቴ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ብናፃ ከምዘወፈየ ገሊፁ። ኣብ መቐለ ዝርከብ ፋሪብካ ጨርቃመርቂ ማ ጋርመንት፥ እቲ ብብርኪ ዓለም ኣስጋኢ ዝኾነ…

ብምኽንያት ፀባይ ኣየር ተቛሪፆም ዝነበሩ በረራታት ውሽጢ ዓዲ ስረሖም ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ብቕድሚ ትማሊ ጀሚሮም ብምኽንያት ፀባይ ኣየር ተቛሪፆም ዝነበሩ በረራታት ውሽጢ ዓዲ ስረሖም ምጅማሮም መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር እም በረራታት ብምቁራፆም ዓማዊል ምንግልታዕ ከምዘጋጠሞም ገሊፁ። ይኹን እምበር ኣብዚ…