Fana: At a Speed of Life!

ኮርፖሬሽን ሽኮር ንመሰናድኢ ኣቑሑት መሐለዊ ፅሬት ዝውዕል እኹል ቴክኒካል ኣልኮል ምህላዉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ሽኮር ኢትዮጵያ ንመሰናድኢ ኣቑሑት መሐለዊ ፅሬት ዝውዕል ልዕሊ 3 ሚሊየን ሊትሮ "ቴክኒካል ኣልኮል" ምህላዉ ኣፍሊጡ። ኮርፖሬሽን ሽኮር ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ እቲ ኣልኮል ኣብ ፋብካታት ሽኮር ፊንጫን…

ዶክተር ካትሪን ሃምሊን ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ መስራቲት ሆስፒታል ፌስቱላ ዶክተር ካትሪን ሃምሊን ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊየን።   ብሕማም ፌስቱላ ንዝተጠቐዓ ኣዴታት ኢትዮጵያ ብምሕጋዝ ዝፍለጣ ዶክተር ካትሪን ሃምሊን ኣብ መበል 96 ዓመተን ኢየን ትማሊ ዓሪፈን።…

ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ልዕሊ 2 ሺሕን 800 ዘይሕጋውያን ነጋዶ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ዘይሕጋዊ ንግዲ ንምቑፅፃር ብዝተሰርሑ ስጡም ስራሕቲ ቑፅፅር 2 ሺሕን 882 ብዘይንግዲ ፍቓድ ይሰርሑ ዝነበሩ ነጋዶ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ቤት ፅሕፈት ንግድን ኢንዱስትርን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ብተወሳኺ 431 ነጋዶ ድማ ንዝምልከቶ…

ኣብ ጅቡቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሰብ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጂቡቲብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ዝተረኸበላ ካሊእ ምብራቕ ኣፍካዊት ሃገር ኮይና ተመዝጊባ። እቲ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ ውልቀ ሰብ ቅድሚ ኣርባዕተ ማዓልቲ ናብ ጅቡቲ ዝኣተወ ኣባል ፍሉይ ሓይሊ ስፔን እንትኸውን፥ ትማሊ ብዝተገበረሉ ምርመራ ድማ በቲ…

ሰባት ኣብ ዝእከቡሉ ከባቢ ርሕቐት ምሕላው ዘለዎ ረብሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰብ ሞያ ሕክምና ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኢድ ምሕፃብ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ስጉምቲታት ምውሳድ ኣድላዪ ምዃኑ ይምዕዱ። ካብ ውሽጢ እዚኣቶም ድማ ሰባት ኣብዝበዝሑሉ ከባቢ ረሕቐት ሓሊኻ ምንቅስቓስ ከምዝግባእ ኢዮም ዝምዕዱ። ምስ እዚ ተተሓሒዙ…

ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና። ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ። ኣመጋግባ…

ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስ ቫይረስ ኮሮና ምዝማድ ዘለዎም ጉዳያት ዝከታተል ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኩሎም ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስ ቫይረስ ኮሮና ምዝማድ ዘለዎም ጉዳያት ዝከታተል ግብረ ሓይሊ ከምዝተጣየሸ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ ተግባራዊ ስርሑ ዝጀመረ እንትኸወን፥ ካብ 7 መጋቢት 2012…

ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኸየጋጥም ንምክልኻል ዘኽእል ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምክልኻል ዘኽእል ግብረ ሓይሊ ከምዝተጣየሸ ጠቅላይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ጄኔራል ኣደም መሓመድ ገሊፆም። ጄኔራል ኣደም እቲ ቫይረስ ኣብ ሰራዊት ንከየጋጥም ዓሊሙ ዝግበር ዘሎ…

ኢትዮጵያን ኳታርን ንማእኸል ሕክምና ኩላሊት ዝውዕል 18 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኳታርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝህነፅ ማእኸል ሕክምና ኩላሊት ዝውዕል 18 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ኳታር ካሊፋ ቢን ያሲም ኣል ኩዋሪ…

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ብኽፋል ከምዝዕፀዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ብኽፋል ከምዝዕፀዉ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መዓዛ አሸናፊ ብምኽንያት ዝርገሐ ይረስ ኮሮና ኣብ ኣወሃህባ ግልጋሎት ኣቢያተ ፍርዲ ኣመልኪተን…