Fana: At a Speed of Life!

ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ብዝምልከት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ነጋዶን ሰብ ሃፍቲን ዓቕሚ ንዘይብሎም ክሕግዙ ከምዝግባእ ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።…

ኣትሌት ብርሃኑ ፀጉ ንኣርባዕተ ዓመታት ካብ ውድድር ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ብርሃኑ ፀጉ ዝተኸልከለ ቅመም ከምዝተጠቐመ ብምርግጋፁ ንኣርባዕተ ዓመታት ካብ ውድድር ከምዝተኣገደ ተገሊፁ። እቲ ኣትሌት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ኣብ ዴንማርክ ኮፐንሃገን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን “እቲ ቀመም ተጠቒሙ ኢዩ”…

ስሩዕ ስራሕቲ ምኽባር ልዕልነት ሕጊን ስርዓት ምምሕዳር ገበንን ክቕፅል ኢዩ – ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንምክልኻል ካብ ዝግበር ፃዕሪ ብተወሳኺ ስሩዕ ስራሕቲ ምኽባር ልዕልነት ሕጊን ስርዓት ምምሕዳር ገበንን ከምዝቕፅል ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ገሊፁ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢን ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽንን…

ሆስፒታል ለምለም ካርል ማይጨው ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ዘኽእል ቅድመ ምድላዋት የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ኣድለይቲ ቅድመ ምድላዋት እናካየደ ከም ዝርከብ ሆስፒታል ለምለም ካርል ማይጨው ገሊፁ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ገብረእግዚኣብሄር ኪሮስ፥ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ከየጋጥም ዝከታተል ኮሚቴ ብተጣይሹ ኣሎ።…

ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ክትፈልጡዎም ዝግባእ ሓበሬታታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ኮቪድ-19 ኣብ 150 ሃገራት ዓለም በፂሑ ኣሎ። ብምኽንያት እዚ ድማ ሰባት ብዛዕባ እዚ ሕማም ዘልዕሉዎም ሕቶታት እናወሰኹ መፂኦም ኢዮም። ቢቢሲ ናይ ብዙሓት ሰባት ሕቶታት ኢዮም ብምባል ዘሰናድኦ ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19)…

ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ካብ 222 ሺሕ ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት 222 ሺሕን 643 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። እቲ ቫይረስ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ዘለዎ ምስፋሕ በዝለዓለ መጠን ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ። ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ክሳብ ሐዚ 9 ሺሕን 115 ሰባት…

ምምሕዳር ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራል ን15 መዓልቲታት ምሕታት ተሃነፅቲ ምኽልካሉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራል ምስ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዙ ጥዕና ተሃነፅቲ ንምሕላው ብዝብል ንዝቕፅሉ 15 መዓልቲታት ተሃነፅቲ ምስ ቤትሰቦም ከይራኸቡ ምኽልካሉ ኣፍሊጡ። ጀነራል ኮሚሽነር እቲ ቤት ህንፀት ጀማል ኣብሶ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ…

ኣብ ጣልያን ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 475 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጣልያን ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 475 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር ክሳብ ሕዚ በዚ ቫይረስ ዝሞቱ ሰባት ኣስታት 3 ሺሕ ከምዝበፅሐ ዝተሓበረ አንትኸውን፥ እቲ  ኣጋጢሙ ዘሎ መጠን ሞት ድማ ክሳብ ሐዚ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሞት ዶክተር ካትሪን ሃምሊን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ብሞት ዶክተር ካትሪን ሃምሊን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ መግለፂ ሓዘን፥ “ብሞት ዶክተር ካትሪን ሃምሊን ዓምዩቕ ሓዘን ተሰሚዑኒ” ኢሎም። ዶክተር…

ኣብ ትግራይ ኣብ ሸቐጣትን ናውቲ ሕክምናን ወሰኽ ዋጋ እንተጋጥም ሓበሬታ ንምሃብ ዘኽእሉ ቁፅሪታት ስልኪ ዕላዊ ተገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ምርኣዩ ስዒቡ ኣብ ሸቀጣትን ናውቲ ሕክምናን ወሰኽ ዝገበሩ  ነጋዶ ከምዝተረኸቡ ቢሮ ንግድን ኢንዳስትርን ክልል ትግራይ  ገሊፁ። ስለዝኾነ ሕብረተሰብ ኣብ ሸቐጣትን ናውቲ ሕክምናን ወሰኽ ዋጋ እንተጋጥም ሓበሬታ ንምሃብ…