Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብር 20 ሚሊየን ሰሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብር 20 ሚሊየን ሰሊዑ። ዋና ፀሓፊ እቲ ማሕበር ዶክተር መሸሻ ሸዋረጋ፥ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ምስ ፌዴሬሽናት ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሒን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ዝተፈላለያ ሆስፒላት ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምዕጋት ጠየቕቲ ከየኣትዉ ከልኪለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ዝተፈላለያ ሆስፒላት ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምዕጋትን ድሕንነት ተሓከምቲ ንምሕላውን ብዝብል ዝተፈላለዩ ውሳነታት እናመሓላለፋ ይርከባ። ኮሌጅ ሕክምና ሆስፒታል ሚሊኒየም ቅዱስ ጳውሎስ ድሕንነት ተገልገልቲ ንምሕላው ብዝብል ኣብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ልዕሊ ዝገበሩ 767 ትካላት ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ልዕሊ ዝገበሩ 767 ትካላት ንግዲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ ገሊፁ። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮቪድ-19 ኣብታ ከተማ ምእታዉ ስዒቡ ዘይግቡእ ወሰኽ ዋጋን ፀገም ቀረብን ከይፍጠር ብዝብል…

ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ንኸተማ ኣኽሱምን ከባቢኣን ግልጋሎት ስራሕቲ ጥዕና እትውዕል ኣምቡላንስ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ንኸተማ ኣኽሱምን ከባቢኣን ግልጋሎት ስራሕቲ ጥዕና እትውዕል ሓንቲ ኣምቡላንስ ሓገዝ ገይሩ። ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣክሱም ተጠባባቂ ፕረዚዳንት ዝኾኑ ዶክተር ኪሮስ ጉዑሽ ከም ዝበልዎ፥ እቲ ሂያብ ሕዚ ኣጋጢሙ ንዘሎ ሓድሽ ሕማም ቫይረስ…

መንግስቲ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢኮኖሚ ከሕድሮ ዝኽእል ፅዕንቶ ብምፍላይ ዝከኣል ኩሉ ንምግባር ምንስቓስ ጀሚሩ ኣሎ – ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢኮኖሚ ከሕድሮ ዝኽእል ጭቡጥ ጉድኣት ብምፍላይ ዝከኣል ኩሉ ንምግባር ምንስቓስ ምጅማሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ፌስቡክ ገፆም ኣብ…

ኣፍሪካ ሕብረት ዝርገሐ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ብዙሓት ተግባራት እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝርገሐ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንምዕጋት ኩለመዳይ ምንቅስቓስ እናገበረ ምዃኑ ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት (ሲዲሲ) ኮሚሽን ሕብረት ኣፍርካ ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ትማሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ስግኣት ዓልም ኮይኑ ብዝርከብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ሰለስተ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰለስተ ተወሰኽቲ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ምርግጋፁ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓደ ወዲ 44 ዓመት ጃፓናዊ፣ ሓደ ወዲ 85 ዓመት ኢትዮጲያዊን ወዲ 39 ዓመት ኣውስትራሊያዊን ብዝተገበረሎም ክትትል ሕክምናን ምርመራ ላቮራቶሪን…

ኣብ ትግራይ ልዕሊ 1 ሽሕን 200 ኪሎ ሜትሮ ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ኮንስትራክሽንን መገድን መጉዓዝያን ክልል ትግራይ 1 ሽሕን 220 ኪሎ ሜትሮ መገዲ  ኣስፋልት ይሃንፅ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣስፋልት ኣብ 3 ዓመት ዝዛዘም ኢዩ ተባሂሉ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቢሮ ኣይተ ወልደኣማንኤል…

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ሃገር ለኸ ስራሕቲ ምሃብ ግንዛበ ይሳለጥ ኣሎ – ቤት ፅሕፈት ቀ/ሚ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ሃገር ለኸ ስራሕቲ ምሃብ ግንዛበ እናተሳለጠ ከምዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ቫይስ ኮሮና ምስ ዝኾነ ይኹን ሃገር ዜግነት ከምዘይተሓሓዝን ሰብ ዝኾነ ኩሉ…

ውዕሊ ስምምዕነት መበል 13 ዙር ዕፃ ዝወፅአሎም መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ክትዕ ወሰን ዘለዎም ኣየካትትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ውዕሊ ስምምዕነት መበል 13 ዙር ዕፃ ዝወፅአሎም መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ክትዕ ወሰን ዘለዎም ከምዘየካትት ተገሊፁ። ዕፃ ወፂኡሎም ብመሰረት ዝተፈላለዩ ውልቃዊ ምኽንያታት ውዕሊ ከይፈረሙ ዝፀንሑ ዕድለኛታት፥ ኣብዚ ሰሙን ስነ-ስርዓት…