ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉ መገደኛታት ን14 መዓልቲ ናብ ፈሊኻ መፅንሒ ቦታ ምእታው ግቡእ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝኣትዉ ኩሎም መገደኛታት ተግባራዊ ዝኸውን ን14 መዓልቲ ናብ ፈሊኻ መፅንሒ ቦታ ምእታው ግቡእ ሎሚ መዓልቲ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር፥ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉ መገደኛታት ኣብ ሆቴላት ስካይ ላይትን ጊዮንን…