Fana: At a Speed of Life!

ልኡል ዌልስ ቻርለስ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡል ዌልስ ቻርለስ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ተገሊፁ። እቶም ወዲ 71 ዓመት ልኡል ዌልስ ብዝተገበረሎም ምርመራ በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፉን ምክት ናይቲ ቫይረስ ከምዝርኣዮምን ካብ ንጉሳዊ ዓሌት ብሪታኒያ ዝወፅኡ ሓበሬታታት ኣመላኺቶም። ጓል…

ዩኒቨርስቲታት ተምሃሮአን ናብ ዋና ዋና ከተማታት ንኸብፅሓ ኣንፈት ተቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ነናብ ስድራ ቤቶም ኣብ ዝምለሱሉ ከይዲ ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ። ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብዝብል ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ብጥቃቐ ብዝተመልኦ መገዲ ነናብ ዝመፅኡሉ ከባቢ ይመለሱ ዝብል ውሳነ ምምሕልላፉ ይዝከር። ሚኒስቴር…

ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ናይ ገፅ መሸፈኒ (ማስክ) ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ኣፍልጦ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ኩባንያታት ትእምት ሓደ ዝኾነ ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ናይ ገፅ መሸፈኒ (ማስክ) እናፍረየ ናብ ዕዳጋ ንከቕርብ ሃገራዊን ክልላዊን ኣፍልጦ ከምዝረኸበ ተገሊፁ። እቲ ትካል ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ናብ ኢትጵያ…

ኣብ ኣቢያተ ህንፀት ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል 4 ሺሕን 11 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ከምዝፍትሑ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣቢያተ ህንፀት ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል 4 ሺሕን 11 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ከምዝፍትሑ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ዓቃቢት ሕጊ ፌዴራል ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ቦርድ ይቕሬታ እቶም…

ንምድላው ሃንደበታዊ ኩነታት ኮቪድ-19 ዝውዕል ገንዘብን ካልኦት ቀረባትን ዘተኣኻኽብ ብሄራዊ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ ኣቕርቦት ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንምድላው ሃንደበታዊ ኩነታት ኮቪድ-19 ዝውዕል ገንዘብን ካልኦት ቀረባትን ዘተኣኻኽብ ብሄራዊ ኮሚቴ ኣተኣኻኸቢ ኣቕርቦት ኣጣይሾም። መንግስቲ ንዑል መጠን ዘለዎ በጀት ብምስላዕ ኣፀገም ነገራት…

ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ዝተገበረሎም 106 ሰባት ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ዝተገበረሎም 106 ሰባት ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ…

ኣሜሪካ ብኮቪድ-19 ኣብ ሓደጋ ንዝወደቐ ኢኮኖሚኣ ንምሕጋዝ 2 ትሪሊዮን ዶላር በጀት ኣፅዲቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሜሪካ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ኣብ ሓደጋ ንዝወደቐ ኢኮኖሚኣ ንምሕጋዝ 2 ትሪሊዮን ዶላር በጀት ኣፅዲቑ። እቲ ዝፀደቐ በጀት ንሓገዝቲ ትካላት፣ ትካላት ንግዲን ስርዓት ጥዕናን ንምሕጋዝ ከምዝውዕል ተገሊፁ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ…

ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት መንግስቲ ዘመሓላለፎም ውሳነታት ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ክግበሩ ኣለዎም ምክትል ቀ/ሚ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋትን ንምክልኻልን መንግስቲ ዘመሓላለፎም ውሳነታት ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ክግበሩ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣተሓሳሲቦም። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ ዝምራሕ ግብረ…

ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ንሃገራት ኣፍሪካ መከላኸሊ መሳርሒታት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብምክፍፋል ትዋፅኦ ዘላ ግደ ምስጋና ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ብኢኒሼቲቭ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ-ጃክ ማ ኣቢላ ንሃገራት ኣፍሪካ መከላኸሊ መሳርሒታት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብምክፍፋል ትዋፅኦ ዘላ ግደ ምስጋና ኣቕሪቡ። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ንቀዳማይ…

ካብ ማላዊ ናብ ሞዛምቢክ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ማላዊ ናብ ሞዛምቢክ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቶም ስደተኛታት ካብ ማላዊ ናብ ሞዛምቢክ ክሰግሩ ኣብ ዝተሳፈሩላ ናይ መጓዓዝያ መኪና ተዓፊኖም ከም ዝሞቱ ኢዩ ተሓቢሩ።…