Fana: At a Speed of Life!

ተሸከርከር መመላስቲ ህዝቢ ናብ ክልል ኣማሓራ ንኸየኣተዋ መዓቐብ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሸከርከር መመላስቲ ህዝቢ ናብ ክልል ኣማሓራ ንኸየኣተዋ ማዕቐብ ተነቢሩ። ካብ ዝኾነ ኣንፈት ኢትዮጵያ ናብ ክልል ኣምሓራ ዝጓዓዛ ኩለን ተሸከርከርቲ መመላለስቲ ህዝቢ ካብ ትማሊ ለይቲ ሰዓት ሹዱሽተ 20 መጋቢት 2012 ዓ.ም ጀሚረን ናብቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 21 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 21 ምብፅሑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ 87 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩሎም በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሓሙሽተ ሰባት ምርካቦም ኣፍሊጡ። ኩሎም በቲ…

ብብርኪ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ልዕሊ 601 ሽሕ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት 601 ሺሕን 478 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። እቲ ቫይረስ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ዘለዎ ምስፋሕ ብዝለዓለ መጠን ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ። ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ክሳብ ሐዚ 27 ሺሕን 862 ሰባት…

ኣብ ትግራይ ካብ 5 ክሳብ 12 ክፍሊ ተምሃሮ ትምህርቲ ብሬዲዮን ቴሌቪዥንን ካብ ዕለተ ሰኑይ ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ካብ 21 መጋቢት 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ካብ ቀዳማይ ክሳብ 12 ክፍሊ ንዘለዉ ተምሃሮ ዝኸውን ትምህርቲ ብሬዲዮ ከምዝጅመር ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ብምኽንያት ተላባዲ ሕማም  ቫይረስኮሮና ካብ 8 መጋቢት 2012 ዓ/ም ጀሚሩ…

ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝግበር ብሄራዊ ምንቅስቓስ ደገፍ ምክልኻል ኮቪድ 19 ክሳተፉ ንዝደሊዩ ኣካላት ሙሉእ ሓበሬታ ባንኪታት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝግበር ብሄራዊ ምንቅስቓስ ደገፍ ምክልኻል ኮቪድ 19 ክሳተፉ ንዝደሊዩ ኣካላት ሙሉእ ሓበሬታ ባንኪታት ዕላዊ ኮይኑ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንምክልኻል ሃንደበታዊ ኩነታት ኮቪድ-19 ዝውዕል ገንዘብን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቐጥታ ዝገብሮ ምቑራፅ ትኬት ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቐጥታ ዝገብሮ ምቑራፅ ትኬት ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ ዝኾነ ይኹን በረራ ንምክያድ ዘድሊ ትኬት ብኢንተርኔት ክኸውን ወሲኑ ኣሎ። መበገሲ…

ኣብ ዓድዋ ምኽንያቱ ብዘይተፈለጠ ናህሪ ዋጋ ዕዳጋ ንዘርኣዩ 34 ዘይሕጋውያን ነጋዶ ንብረቶም ተዓሺጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዓድዋ ምኽንያቱ ብዘይተፈለጠ ዋጋ ወሲኾም ዝተረኸቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘርፍታት ንግዲ ዝተዋፈሩ ዘይሕጋውያን ነጋዶ ንብረቶም ክዕሸግ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። እቶም ንብረቶም ዝታዓሸጎም ነጋዶ 22 ሸርሸርቲ እክሊ፣ 9 እንዳ ስሚንቶን 3 ሸቐጣ…

ኣብ ኣሜሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 86 ሽሕ በፂሑ።

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 86 ሽሕን 12 ምብፅሑ ተገሊፁ። እዚ ድማ ኣብ ካልኦት ሃገራት ካብ ዝተርኣየ መጠን በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ንላዕሊ ክኸውን ገይሩዎ ኣሎ። ብመሰረት ፀብፃብ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ…

ንሕክምና ቫይረስ ኮሮና ዝኸውን መድሓኒት ሃገር በቆል ምስ ዘበናዊ ብውዳድ እናተዳለወ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕክምና ቫይረስ ኮሮና ዝኸውን መድሓኒት ፈላጣት ሃገር በቆል መድሓኒት ምስ ዘበናዊ ሓኻይም ብውዳድ እናተዳለወ ምዃኑ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፥ ቫይረስ ኮሮና ብሳይንሳዊ ምርምር ዝተሓገዘ ሃቀር በቆል ፍልጠት ምስ ዘበናዊ ሳይንስ…

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 4 ሚልዮን ዝተዓደጉ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 4 ሚልዮን ዝተዓደጉ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪታ። እቲ ሓገዝ፥ ማሕበር ልምዓት ትግራይን ጨንፈር ጀርመንን ብምትሕብባር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይን ዝተዳለወ እዩ። እቶም…