Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኩሉ ማሕበረሰብ ሙስሊም ኣብ መንበሪኡ ኮይኑ ንክሰግድ ዘገድድ ሃይማኖታዊ ብይን ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኩሉ ማሕበረሰብ ሙስሊም ኣብ መንበሪኡ ኮይኑ ንክሰግድ ዘገድድ ሃይማኖታዊ ብይን ከምዝሃበ ተገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ቫይረስኮሮና(ኮቪድ-19) ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ ኣብዝሃቦ…

ዝተፈላለዩ ትካላት ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ድጋፍ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ፦ ሜድሮክ ቴክኖሎጂ ግሩፕ - 20 ሚሊየን ብር ባንኪ ዳሽን - 10 ሚሊየን ብር ኮርፖሬሽን ኣባይቲ…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኮሪያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኮሪያ ሙን ጄ ኢን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ደቡብ ኮሪያ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ጉድኣት ከየብፅሕ ዝገበረቶ ዕዉት ስራሕ፤ ዝርገሐ ናይቲ ለበዳ ብኸመይ ምዕጋት…

ኣብ ኤርትራ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት 12 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤርትራ ሽዱሽተ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ከምዝተረኽቡ ሚነስትሪ ጥዕና ኤርትራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝውፅኦ መግለፂ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ምስቶም ኣቐዲሞም ተለኺፎም ዝነበሩ ሽዱሽተ ሰባት፤ ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ በቲ ቫይረስ ዝተለኽፉ…

ናብ መኸተ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንትመም – ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራት ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ሙሁራት ትግራይ ኣብ ምክልኻል ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ኣድሂቦም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ሙሁራት ኣብ መልእኽቶም፥ ስግኣት ጥዕኛ ዓለም ኮይኑ ዘሎ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንዕት ኩሉ ሕብረተሰብ ብሓባር ክተምም…

ልዕሊ ድሕንነትን ጥዕናን ህዝብና ዝስራዕ ውራይ የብልናን! – ዶ/ር ደብረፂዮን ገ/ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ''ልዕሊ ድሕንነትን ጥዕናን ህዝብና ዝስራዕ ውራይ ከምዘይብልና ፈሊጥና ሕድሕድና መሪሕ ተራ ክንፃወት ይግባእ'' ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ዘተ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ መራሕቲ ኣባል ሃገራት በይነ መንግስታት ንምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዘተ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣሳሊጦም። ኣብቲ ዘሳለጡዎ ዘተ ድማ ኮቪድ-19 ብብርኪ ዓለም ዘብፀሖ ዘሎ ፅዕንቶ ንምፅዋር ናይ…

ሎሚ መዓልቲ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ዝተረጋገፁ ክልተ ሰባት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ኢዮም – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ዝተረጋገፁ ክልተ ሰባት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ምዃኖም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ቶም ውልቀ ሳባት፥ እታ ሓንቲ ኣብ ዱባይ ፀኒሓ ናብ ባህርዳር ዝተመለሰት ኮይና፤ እቲ ካሊእ ድማ ካብ ኣሜሪካ ዝመፅአ ነባሪ…

ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 23 ምብፅሑ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 23 ምብፅሑ ቀዳማይ ሚኒስቴር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኸቲ፥ በቲ ቫይረስ ዝልከፉ ሰባት…

ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ቁፅሪ ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ካብ 34 ሺሕ ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ቁፅሪ ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት 34 ሺሕን 18 ምብፅሑ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ፀብፃብ እቲ ዩኒቨርሲቲ ዓለም ለኸ ኩነታት ዝርገሐ ኮቪድ-19 ከምዚ ዝስዕብ ይመስል።…