Fana: At a Speed of Life!

መንነቱን ክብረቱን ንምውሓስ ንመስዋእቲ ጋእ ዘይበለ ህዝቢ ህይወቱ ንምድሓን ክኸብዶ ኣይኽእል- ዶከተር ደብረፂዮን

መንነቱን ክብረቱን ንምውሓስ ንመስዋእቲ ጋእ ዘይበለ ህዝቢ ህይወቱ ንምድሓን(ንምትራፍ) ክኸብዶ ኣይኽእል፣ ኣይግባእን እውን ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶከተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም።   እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ኣብ…

ሩሲያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ መሳርሒታት ሕክምና ናብ ኣሜሪካ ልኢኻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ኣሜሪካ እናተባርዐ ዝርከብ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዛ መሳርሒታት ሕክምና ዝሓዘት ኣውሮፕላን ናብታ ሃገር ልኢኻ። ሩሲያ እቶም መሳርሒታት ክትልእኽ ዝኸኣለት፥ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሜር ፑቲን ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ…

ኣብ ትግራይ ብሕማም ቫይረስ ኮረና ተጠርጢሮም ናሙና ካብ ዝተወሰደሎም 55 ሰባት ናይቶም 40 ሰባት ውፅኢት ካብቲ ቫይረስ ናፃ ምዃኖም ተረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ብሕማም ቫይረስ ኮረና ተጠርጢሮም ናሙና ካብ ዝተወሰደሎም 55 ሰባት ናይቶም 40 ሰባት ውፅኢት ካብቲ ቫይረስ ናፃ ምዃኖም ተረጋጊፁ። ናይቶም ዝተረፉ 15 ሰባት ድማ ኣብ ከይዲ ምርመራ ከም ዝርከብ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ ኣሎ።…

ሲኖዶስ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ግልጋሎት ስርዓተ ቅዳሰ ብዝተወሰኑ ካህናት ንኽወሃብ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ሲኖዶስ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ግልጋሎት ስርዓተ ቅዳሰ ሓዊሱ ካልኦት መንፈሳዊ ኣገልግሎታት ካብፅባሕ ጀሚሩ ብዝተወሰኑ ካህናት ንኽወሃብ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ሲኖዶስ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ ኣገልግሎት ካብ…

ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ንተወሰኽቲ 23 መዓልቲታት ብኽፋል ተዓፂየን ክፀንሓ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብዝብል ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ንተወሰኽቲ 23 መዓልቲታት ብኽፋል ተዓፂየን ክፀንሓ ተወሲኑ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መኣዛ ኣሸናፊ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና…

ብ200 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ እናተሃነፀ ዝርከብ ፋብሪካ መፍረዪ ዓለባ ሃሪ ህንፀት ቀዳማይ ምዕራፉ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ብ200 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ እናተሃነፀ ዝርከብ ፋብሪካ መፍረዪ ዓለባ ሃሪ ህንፀት ቀዳማይ ምዕራፉ ተዛዚሙ። ኩባኒያ መፍረዪ ሃሪ ኪንግደም ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ብኽልተ ምዕራፍ ዝህነፅ ካብ ኣፍሪካ ዝዓበየ ፋብካ…

ኢትዮጵያን ባንኪ ኤግዚም ኮሪያን ስምምዕነት ልቓሕ 93 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ኤግዚም ኮሪያ ስምምዕነት ልቓሕ 93 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪማ። እቲ ስምምዕነት ልቓሕ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ማኔጂንግ ዳይሬክተር ባንኪ ኤግዚም ኮሪያ ሺን ዲኦግ ዮንግን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ።…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወሰኽ ዋጋን ምንካይ ግራምን ባኒ ኣብ ዝገብሩ ትካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝውሰድ ተገሊፁ

አዲስ አበባ ፣ መጋቢት 23 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወሰኽ ዋጋን ምንካይ ግራምን ባኒ ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ትካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝውሰድ ተገሊፁ። ቢሮ ንግዲ ምምሕዳ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብዚ ሰሙን ሓደሓደ እንዳ ባኒታት ብዘይ ምንም ምኽንያት ውኽ…

ምልክት ሕማም ሳምቡእ ኣርኢዮም ህይወቶም ዝሓለፉ ወዲ 68 ዓመት ኢትዮጵያዊ ቫይረስ ኮሮና ከምዝነበሮምን ከምዘይነበሮምን ንምርግጋፅ ይፃረ ኣሎ –…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ምልክት ሕማም ሳምቡእ ተተሓሒዙ ሕክምና እናተገበረሎም ዝፀንሑ ወዲ 68 ዓመት ኢትዮጵያዊ ሎሚ መዓልቲ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና አፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እቶም ውልቀ ሰብ ምስ ምልክት ሕማም ሳምቡእ ተተሓሒዙ ትማሊ ናብ…

ታሽዓይ ዓመት ምንባር እምነ ሰረት ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብመራኸብቲ ሓፋሽ ተዘኪሩ ንኸውዕል ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ታሽዓይ ዓመት ምንባር እምነ ሰረት ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብመራኸብቲ ሓፋሽ ንተዘኪሩ ንኽውዕል ተወሲኑ። ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ሎሚ መዓልቲ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ታሽዓይ ዓመት…